Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምረቓ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ምርካበይ ሕጉስ ኢየ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተመረቐ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ምርካበይ ሕጉስ ኢየ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ቤት…

ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ። እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ ሽይጣት…

ሃፍቲ ማዕድን ብዘላቕነት ንምልማዕ ዝዓለመ ሲምፖዚየም ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል  ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ዝርከብ ሃፍቲ ማእድን ብዘላቕነት ንምልማዕ ዝዓለመ ፈላማይ ክልላዊ ሲምፖዚየም ማእድን ተኻይዱ። “ሃፍቲ ማእድን ንዘላቒ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እቲ ሲምፖዚየም፥ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን…

ሚኒስተር ፍትሒ ዶክተር ጊዴዎን ጢሞቴዎስ ምስ ፍሉይ ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣውሮፓ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ፌዴሪኢ ዶክተር ጊዴዎን ጢሞቴዎስ ምስ ፍሉይ ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣውሮፓ ኢሞን ጊልሞር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ጠሚቶም ዘትዮም። ዶ/ር ጊዴዎን ምስቶም ፍሉይ ወኪል ኣብ ብራስለስ ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ…

ኣፈ ጉባኤ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዞባ ጋሞን ከባቢኣን ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ዞባ ጋሞን ከባቢኣን ዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ማሕበር ናይ ሕርሻ ልምዓት ስራሕቱ ብምስፋሕ ናይ ውሽጢ ዓዲ ሓረስቶት ማእኸል ተሞክሮ ክኸውን…

ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝግበር ለውጥን ምምሕያሽን ድጋፍ ንክትገብር ምኽትል ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ንዝግበር ለውጥን ምምሕያሽን ድጋፍ ንክትገብር ምኽትል ኣቦ-መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዶ/ር ሞኒክ ንሳንዛባጋንዋ ሓቲቶም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ምኽትል ኣቦ-መንበር ኮሚሽን…

ዝተሰረዘ ተረባሕነት ዕድል ኣጎዋ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ ኩነታት ዝረኣየሉ ዕድል ኣሎ -ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋየ ይልማ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ሉኣላውነት ሃገርን ሓድነት ግዝኣት ንምሕላው ቀንዲ ተግባር መንግስቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃዋሳ ኣብ ከይዲ ህንፀት ኣብ ዘሎ ፋብሪካ ሕሩጭ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ፋብሪካ ሕሩጭ ብበርኪ ሃገር ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ይህነፁ ካብዘለዉ 10 ፋብሪካታት ሓደ ኢዩ።…

ባንኪ ኣምሓራ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ሎሚ መዓንቲ ተመሪቑ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ። ኣክሲዮን ማህበር ባንኪ ኣምሓራ ስነ ስርዓት ምረቓን መጀመሪ ስራሕን ሎመዓንቲ ለገሃር ኣብ ዝርከብ  ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ባንኪ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኣመሓዳሪ…

ስምምዕነት ክታም  መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ክታም  መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ። ምኒስቴር ጥዕና እቲ መተግበሪ ናብ ስራሕ ንክኣቱ ምስ ማስተር ካርድን ከጋቪ ንከጄ ኤስ አይ ሎሚ ስምምዕነት ክታም ኣንቢሩ። ምኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ…