Fana: At a Speed of Life!

ሩሲያ ህወሓት ኣብ መጋዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ነዳዲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኣብ መጋዘን ትካል ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘመተ ነዳዲ ነውሪን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተረክሂን  ተዛሪቦም። ኣብ መቐለ ኣብ  ዘሎ መኽዘን ዝነበረ 570 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ብህወሓት ከምዝተዘመተ…

ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነትን ህዝቢ ብዝረብሕ መንገድን መዕለቢ ክረክብ ዝኽእል ብዘተን ሰላማዊ መንገድን ጥራሕ እዩ-ዶ/ር ኣብረሃም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኩሉ ትግራዋይ ክጭብጦ ዝግበእ ቁም-ነገር፣ ሐዝውን እንተኾነ ጉዳይ ትግራይ ብዘላቕነትን ህዝቢ ብዝረብሕ መንገድን መዕለቢ ክረክብ ዝኽእል፣ ብዘተን ሰላማዊ መንገድን…

ዓምዩቕ ተሓዳሲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ንሃገራዊ ምዕባለን ቀጣናዊ ርክብን ክነውዕሎ ይግባእ-ኢ/ር ክፍሌ ሆሮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዓምዩቕ ተሓዳሲ ሓይሊ ኢትዮጵያ ብምልማዕ ንሃገራዊ ምዕባለን ቀጣናዊ ርክብን ክነውዕሎ ይግባእ ክብሉ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ገሊፆም። ኢንጂነር ክፍሌ ግድብ ህዳሰ እንትኽንበት ዝህልዎ ሃገራዊን ቀጣናዊን ረብሓ…

 ህወሓት ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንወታደራዊ ዓላማ ምውዓል ይቕፅለሉ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ብስም ህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንወታደራዊ ዓላማ ምውዓል ቀፂልሉ ይርከብ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝርከብ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምምፃእ ዝተገበሩ ፃዕሪታት ብዝምልከት…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ዓውዲ ፍርያማነት ዝሓሸ ሸርፊ ተረኺቡ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ በጀት ዓመት፤ትልሚ 2015ን “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ሃገራዊ ምንቕስቃስ ዘተ እናካየደ እዩ፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 60 ሚኢታዊት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፕሮጀከት መናእሰይ ልምምድ ስራሕ ተረባሕቲ ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 60 ሚኢታዊት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ፕሮጀከት መናእሰይ ልምምድ ስራሕ ተረባሕቲ ከምዝኾና ምኽትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይ ስረሕ ጃንጥራር ዓባይ ተዛሪቦም፡፡ ኣይተ ጃንጥራር ዓባይ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ…

ጀርመን ትልሚ ቁጠባ ኣጠቓቕማ ጋዝ ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ትልሚ ቁጠባ ኣጠቓቕማ ጋዝ ኣፅዲቓ። እቲ ትልሚ ቢሮታትን ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላትን ዝጥቀምሉ መጠን ሙቐት ካብ 19 ክሳብ 20 ዲግሪ ሴንቲ ግሬድ ንክኸውን ዝግድብ ኢዩ ተባሂሉ። ትማሊ ኣባላት ካቢኒ ጀርመን ኣብ ዝገበርዎ ኣኼባ ኢዩ እቲ…

ብባቡር ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ተሽከርከርቲ ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ኣገልግሎት ምጉዕዓዝ ተሽከርከርቲ ካብ ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ብሓደ ግዘ 240 ተሸከርከርቲ ምጉዕዓዝ ከምዝኽእል ሓቢሩ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ስነስርዓት…

ኣሰር ቅድሚ 113 ሚልየን ዓመታት ዝነበረ  ዳይኖሶር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ቴክሳስ ዝርከብ መጠን ወሓዚ ማይ ምስ ነፀፈ ቅድሚ 113 ሚልየን ዓመት ናይ ዝነበሩ ዳይኖሶራት ኣሰረ ከምዝተቐልዐ ተገሊፁ። እቲ ኣሰር “ኣክሮሃኖሳውሮስ” ዝበሃል ዓቢይ ዳይናሶር ብማይ ተሸፊኑ ስለዝነበረ ድሕሪ 2000 ዓ.ም ከይተርኣየ…