Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ነዳዲ ፅዒኑ ክኣቲ ዝነበረ ተሽከርካሪ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ነዳዲ ፅዒኑ ክኣቲ ዝነበረ ተሽከርካሪ ከምዝተትሓዘ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። መበገሲኡ ካብ ከተማ ሰመራ ዝገበረ ተሽከርካሪ ናብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት 3 ሺሕ ሊትሮ ናፍጣን 2 ሺሕ ሊትሮ…

መንግስቲ ዝተመረፁ ናይቲ ጁንታ ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ከምዝወቅዕ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዝተመረፁ ናይቲ ጁንታ ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ከምዝወቅዕ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ክሳብ ሐዚ ንሰላም በሪ ብምኽፋት እንተተፀበየ እውን እቲ ጁንታ መጥቃዕቱ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ መንግስቲ ፌዴራል ብዘይምንም ቅድመ ምድላው ንምዝርራብ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሒዙዎም ኣብ ዝፀንሐ ቦታታት ህወሓት ሐዚ እውን መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሒዙዎም ኣብ ዝፀንሐ ቦታታት ህወሓት ሐዚ እውን መጥቃዕቲ ይፍፅም ኣሎ ክብል መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰላማዊ መገዲ ንከይዕፆ፣ ማሕበረሰብ ዓለም ህወሓት ናብ ሰላማዊ መገዲ ከምፅኦ…

ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መጠንን ኣወፃፅኣን ነዳዲን ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ዘርእይ ፈላማይ ሰነድ ምፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ መፅናዕቲ ቅድመ ሐዚ እንትግበሩ ዝነበሩ መፅናዕቲታት ብዝተፈለየ መገዲ ን4 ኣዋርሕ እንትካየድ ከምዝፀንሐ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ…

ብፍልጠት ዝተሃነፃ ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ 

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍልጠትን ዓርሰ እምነትን ዝተሃነፃ፤ ንቀፃሊ ደረጃ መሪሕነት ድልዋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ምፍራይ ቀዳምነት ዝወሃቦ ጉዳይ ምዃኑ ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን፡፡ መበል 5ይ ዙር መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንታዊ ስልጠና፤ መሪሕነት ደቂ ኣንስትዮ 53…

ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ህወሓት ኣብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም መቐለ ዝፈፀሞ ዘመተ ከምዝረበሾም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚ ዋና ፀሓፊ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዝን ኣተሓባበሪ ህፁፅ ሓገዝንውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ማርቲን ግሪፊትዝ፥  ህወሓት ኣብ መኽዘን ትካል ምግቢ ዓለም መቐለ ዝፈፀሞ ዘመተ ከምዝረበሾም ገሊፆም። ማርቲን ግሪፊትዝ ኣብ መግለፂኦም፥ ህወሓት…

ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር- ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘጋጠማ ፈተናታት ንምሽጋር ዓውዲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ብዝተዋደደ ኣገባብ ፍሰትም ምፍናውን ሓበሬታ ንክፍፅም ትፅቢት ይግበር ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣተሓሳሲቦም። ሜዲያታት ክልልን ፌዴራልን ዓመታዊ…

ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ምስ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሬካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተዛቲዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣማራፅታት ልምዓት ብዝምለከት መብርሂ ሂቦም። ብመሰረት እዚ ኣብ…

ህወሓት ስራሕቲ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ንከኽብር ሳማንታ ፓወር ኣተሓሳሲበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ስራሕቲ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ንከኽብር ሓላፊት ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)  ሳማንታ ፓወር ኣተሓሳሲበን። እተን ሓላፊት ኣብ ትዊተር ሒሳብን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ህወሓት ዝፈፀሞ ስርቆት ነዳዲን ኣብ ሰራውተኛታት ሰብኣዊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመራፂ ሽልማት መገዲ ነፈርቲ ኣፍሪካ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ መገዲ ኣየር፤ ብግሎባል ትራቭል መፅሄት ኣብ ዝተኻየደ ኣዋርድ ትራዚስ እዩ ተመራፂ 2022 መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ሽልማት ዝተዓወተ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተመራፂ ሽልማት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምዕዋቱ ዝተሰምዖ ታሕጓስ ድሕሪ ምግላፅ÷ እቲ…