ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ዕላዊ ንክኸውን ዘኽእል ምቹው መሰረተ ልምዓት ከምዘለዉ ተገሊፁ።
ፓርክ ኢንዱስትሪ ድሬዳዋን ደረቕ ወደብ ድሬዳዋን ብምውዳድ ዝጣየሽ ናፃ ቀጣና ንግዲ ጠሚቱ ኣብ ክሊ ማዕቐፋት ሕጊን መሰረተ ልምዓትን ዘተ ተኻይዱ።…