ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ወራር ነውሪን መሕፈርን ኢዩ-ዋና ዳይሬክተር ውድብ ምግቢ ዓለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዘን ውድብ ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ወራር ነውሪን መሕፈርን ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ምግቢ ዓለም ዴቪድ ባስሌ ገሊፆም።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ትማሊ ንጎሆ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሓይሊ መቐለ…