ለውጢ ስዒቦም ኣብ ዝወፅኡ ሕጊታት ዝረኣዩ ክፍተታት ተፈፃምነት መፅናዕቲ ብምግባር ምክረ ሓሰሳብ ዘቕርብ ጉጅለ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቦም ኣብ ዝወፅኡ ሕጊታት ዝረኣዩ ክፍተታት ተፈፃምነት መፅናዕቲ ብምግባር ምክረ ሓሰሳብ ዘቕርብ ጉጅለ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከመዝኣተወ ተገሊፁ።
እቶም ሕጊታት ኣዋጅ ምምሕዳር ኣፅዋራት ኲናት፣ ኣዋጅ ስነ ሰርዓት ምምሕዳር፣ ኣዋጅ ጠበቓታት፣…