ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ንሕብረተሰብ ዝውል ዘይቲ ብልዒ ብሕቡእ ሒዞም ንምህዳም ዝፈተኑ ዘይሕጋውያን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ብዘይግቡእ ሃለቕቲ ምግቢን ካልኦት ጥረ ኣቕሑትን ዝዕሽጉን ዝሓብኡን ደለልቲን ነጋዶን…