Fana: At a Speed of Life!

እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ ይካየድ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)እናተወሰደ ዝርከብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ እናተኻየደ  ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ሸኔ ብዝተወሰደ ስጉምቲ…

ውሕመ ተፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ንኸካይዶ ዝሓሰቦ ተወሳኺ ምርመራ ተቐባልነት የብሉን – ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተፈፂሞም ኣብ ዝተብሃሉ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰላት ንኸካይዶ ዝሓሰቦ ተወሳኺ ምርመራ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዲና ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቦም…

ሕድሕድ ርክብ ክልላት ንምጥንኻር ብትኹት ከምዝስራሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዘሎ ሕድሕድ ርክብ ብምጥንኃር ንሰላም፣ ልምዓትን ዴሞክራሲያዊ ስርዓትን ህንፀት ሓበራዊ ፎሮም ጎረባብቲ ክልላት ኣስተዋፅኦ ,ከምዝገብር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። ፎረም ርክብ መንግስታት ጎረባብቲ ክልላት ኦሮሚያ፣ ሲዳማ፣ ህዝቢታት ደቡብ…

ብሃፍቲ ማይ እናጋጠመ ዝርከብ ፀገም ምፍታሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃፍቲ ማይ ኢትዮጵያ እናጋጠመው ዝርከብ ፀገም ብውዳድ ምፍታሕ የድሊ ክብሉ ሚኒሰስትር ማይን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ተዛሪቦም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ሲምፖዚየም ልምዓት ሃፍቲ ማይ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ እናተኻየደ እንትኸውን፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጅቡቲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጅቡቲ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶማሊያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ጅቡቲ እንትበፅሑ ፕሬዚደንት እታ ሃገር ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ጻንሒቶም ድማ ኣብ…

ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ናብ ስራሕ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ናብ ስራሕ ኣቲዩ። እቲ ፖሊሲ ሸቶታተ፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ምርካብ ሸርፊ ወፃኢ፣ ምስሳን ሃገራዊ ፍሪያት፣ ሓዱሽ ሃፍቲ ምፍጣርን መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዝሓዘ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር…

ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ በንቢ ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ኣመሓይሹ። እቲ ዝተመሓየሸ ደንቢ፥ “ደቅና ንምሕላው ዝወፅአ ደንቢ” ብዝብል ዝተሰናድአ ከምዝኾነ ገሊፁ። ከም ፀብፃብ ሲ ኤን ኤን፥ ኣብቲ ዝርዝር ደንቢ ሰባት ኣፅዋር ምግዛእ ዝኽእልሉ ዕድመኦም ካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልቲኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ከምዝጠናኸር ዘለዎም እምነት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልቲኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ከምዝጠናኸር ዘለዎም እምነት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ በዓለ ሹመት ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሃሰን ሼህ ሞሃመድ ተረኺቦም ኣበ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣብ ሶማሊያ…

ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ግብርና ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎ ተሳትፎ ኣጣናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ግብርና ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎ ተሳትፎ ኣጣናኺሩ ንክቕፅል ሚንስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ  ሰመሪታ ሰዋሰው ሓቲተን። እተን ሚኒስትር ዴኤታ ብምክትል ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ግብርናን ሓላፊ ዲፓርትመንት…

 “ማሕበረሰብ ዓለም ትኹረት ይሃበና” ክብሉ ተመዛበልቲ ራያን ኣላማጣን ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ማሕበረሰብ ዓለም ትኹረት ይሃበና” ክብሉ ተመዛበልቲ ራያን ኣላማጣን ሓቲቶም። ብምኽኒያት ወራርን ግፍዕን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ልዕሊ 28 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ኣብ ዝርከለብ ጃራ ዝተብሃለ መዓስከር ተመዛበልቲ ይርከቡ። እቶም…