Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 4 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 13 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…

ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ዓፋር ን520 ሺሕ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። እቶም ዜጋታት ኣብ 14 ወረዳታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ከምዝኾኑ ድማ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ሰባኣዊ ሓገዝ ካብ ዘድሊዮም ዜጋታት እቶም 80…

ኣብ ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ውሕጅ ብዘስዐቦ ሓደጋ ህይት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣዛዚ መምርሒ ፖሊስ እታ ከተማ ኮማንደር ቢልኢ ኣሕመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ሰዓት 10 ጀሚሩ ሩባ ሎጊያ ካብ ዓቐን ንላዕሊ መሊኡ ነቲ…

መምርሒ መፈፀሚ መልቀቒ ፈተና ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልቀቒ ፈተና ሃገራዊ ቅድመ ምረቓ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብግቡእ ንምምራሕን ንምምሕዳርን ዝተሰናደአ መምርሒ መፈፀሚ ፈተና ፀዲቑ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ከምዝሓበሮ፥ እቲ መምርሒ ኣብ ምድላው መልቀቒ ፈተና ክካተቱ ዝግበኦም ትሑት ሃገራዊ መምዘኒ…

ኣመራርሓታት ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ተዋዲዱ ንኽሰርሕ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኣመራርሓታት ከተማ ንቅልጡፍ ዕቤት ከተማታት ብቆራፅነት፣ ተኣማንነትን ብምውዳድን ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር፥ ምስ ኣመራርሓታት መንግስቲ ፌዴራል፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ከንቲባታ ከተማን ኣመራርሓታት…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 336 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም 336 ነጥቢ7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ኣፈፃፅማ ትልሙ ከምኡ፤ እውን ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብምድሃብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣…

መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መበል ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ስራሕ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል ሓዊሱ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ካልኦት ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን ተሳቲፎም። እቲ ጉባኤ፥ “ዘላቒ…

ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦረድ ምርጫ ኢትዮጵያ ከባብያዊ ምርጫ ምስላጥ ዘኽእል ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት የሳልጥ ኣሎ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ብርቱካን ሚደቅሳ ኣድላይነት እቲ ምርጫ ኣዝዩ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ተዛሪበን። ስለዝኾነ እዚ ንምክያድን ካብ ዝማዕበላ ሃገራት…

ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2015 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተማልአ ሎጂስቲክስ ብምቕራብ ዘተኣማምን ወተሃደራዊ ሓይሊ ንምህናፅ ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ዋና መምርሒ  ሎጂስቲክስ ምክልኻል ሃገር ካብ ኩሎም እዚታት መስ…

ሩሲያ ምስ ሰሜን ኮሪያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሃገሮም ምስ ሰሜን ኮርያ ኵለመዳያውን ሃናፅን ክልተኣዊ ዝምድናታት ከተስፍሕ ምዃና ኣፍሊጦም። ንሶም ኣብ መዓልቲ ሓርነት ሰሜን ኮርያ ናብ መዘናኦም ኪም ዮንግ ኡን ኣብ ዝለኣኽዎ ደብዳበ፥ እቲ ስጕምቲ ንረብሓ ክልቲአን…