ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ጥዕና ሩዋንዳ ዶክተር ዳንኤል ኔሚጄን ኣብ ቅዱስ ጳውሎስ ሆስፒታል ሚሊኒዬም ኮሌጅ ዑደት ገይሮም።
ኣብቲ ዑደት ኣወሃህባ ኣገልግሎትን ፕሮግራማት ትምህርቲ ሕክምናን እቲ ሆስፒታል ተዓዚቦም።…