ቤት ምኽሪ ሚኒስትራትረቂቕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራትረቂቕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ኣሕሊፉ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ በጀት 2015 መንግስቲ ፌዴራል ተዛቲዩ፡፡…