ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ከንባታትን ዘፈር ውልቀን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ማሕለኻታት ዝፃወሩ ትካላት፤ ብኢንተርፕራይዛት ዝተቓነየ ተግባር ንምንቕቓሕን ምዕባለን ከተማታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ። ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፅሬት ትምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣብ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ በረራ ጀሚሩ Desta Jun 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቶጎ ሎሜ ኣቢሉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ሓዱሽ በረራ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ቅድመ ሐዚ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ንምብራር ብኣየርላንድ ደብሊን ኣቢሉ በረራ ይገብር ከምዝነበረ ይፍለጥ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መሪሕነት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ብምውሳድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ- ኣይተ ደመቀ መኮንን Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ኣብ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ ዘኽእል ኣዋጅ ይሰናዳእ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝን ንምብርትታዕን ዘኽእል ኣዋጅ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ዳይሬክተር ጀነራል ዘፈር ምርምርን ኢኖቬሽንን እቲ ሚኒስቴር ሰላምይሁን ኣደፍርስ ከምዝገለፁዎ፥ ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ስራሕቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ተገሊፁ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት መሰረታዊ ኣቕርቦት ኣገልግሎት ፌዴራል፣ ክልላትን…
ዝንቕ ፋና ኣብ ዞባ ወላይታ ክልተ ኣስናን ኣብቊሉ ዝተወለደ ህፃን Gebremariam Weldegerima May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ገሱባ ክልተ ኣስናን ዘብቆለ ህፃን ከምዝተወለደ እቲ ሆስፒታል ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ዶክተር ፀጋዬ እንድሪያስ ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ምሸት ክልተ ኣስናን ዘለዎ ህፃን ከምዝተወለደን እዚ ክስተት…
ጥዕና ደቂኣንስትዮ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እንተሰሪሐን ዝያዳ ስብሒ ሰብነተን ክቃፀል ዝሓሸ ዕድል ኣሎ-መፅናዕቲ Desta May 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝበለፀ ውፅኢት ዝርከብሉ ሰዓታት ምንቅስቓስ ኣካላት ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝተፈላለየ ከም ዝኾነ ሓደ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ኣብቲ መፅናዕቲ፥ ደቂኣንስትዮ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እንተሰሪሐን ዝያዳ ስብሒ…