ባንኪ ዓለም ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንተፕራይዛት ተወሳኺ 200 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንተፕራይዛት ተወሳኺ 200 ሚሊየን ዶላር ከምዝሰለዐ ልምዓት ኣፍሊጡ።
ኣብ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ÷ ፕሮጀክት ፋይናንስ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተፕራይዛት መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት…