ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ከይዲ 24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ግዚያዊ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ምውፋር ሓይሊ ምክልኻልን መተሓባበሪ እቲ ኮማንድ ፖስትን ሜጀር ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝበረ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ከሕብረተሰብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብምውዳድ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝበረ ናይ ወፃኢ ሃገር ገንዘብ ምሓዙ ኣፍሊጡ። ብዝተኻየደ ወፍሪ 27 ሺሕ 491 ዶላር ኣሜሪካ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንዋሕ እዋን ስግግር ደቡብ ሱዳን ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝምልከቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምንዋሕ እዋን ስግግር ደቡብ ሱዳን ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝምልከቶ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ደቡብ ሱዳን ናይ ስግግር እዋን ንተወሳኺ 24 ኣዋርሕ ኣናዊሓ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 76 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 5 ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ኣካል ራብዓይ ሓምለዋይ ኣሰር ዝኾነ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ከምኡ እውን ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጥምህርቲ÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣምቦ ቀፅ ወሊሶ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዕደጋ ቻይና ዘለዋ ግደ ክብ ንክብል ትኹረት ተወዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መድረኻት ቻይና ንዕድጊት ኦንላይን ተቕርቦም ፍርያታት ብምውሳኽ ኣብቲ ዕዳጋ ዘለዋ ግደ ክብ ንምባል ትኹረት ተዋሂብዎ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ምኽትል መራሒ ሚስዮን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣምባሳደር ዳዋኖ ከድር ገሊፆም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕሸጊ ፕላስቲክ ንምፍራይ ዘገልግሉ ፍርያታት ንምፍራይ ዘኽል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓለም ዝገበረ Gulf Ingot FZC ዝተብሃለ ትካል ንዝተፈላለዩ መስተታትን ማይን ዘገልግሉ መዕሸጊ ፕላስቲክ ንምፍራይ ዘግግሉ ፍርያታት ንምፍራይ ዘኽል ስምምዕነት ምስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ተፈራሪሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ዝጀመሮ ትልሚ ልምዓ ዓስርተ ዓመት ንዘፈር ሕርሻ ቅድሚት ሂቡ እናሰርሐ ይርከብ – ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ኣብ ዝጀመሮ ትልሚ ልምዓ ዓስርተ ዓመት ንዘፈር ሕርሻ ቅድሚት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር÷ ምስ ምክትል ዳይሬክተር ጄኔራል ማእኸል ምትሕብባር ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ወፃኢ ቻይና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝበለፀ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከስዕብ ከምዝኽእል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዳይ ታይዋን ዝተጀመረ ውጥጥ ቻይናን ኣሜሪካን ንምብራቕ ኣፍሪካ ዝበለፀ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ከእትዎ ከምዝኽእል ተገሊፁ። ካብ ህፁፅ ኣዋጅ ኮቪድ-19 ንምድሓን እናተቃለሰት ትርከብ ኣፍሪካ ብምኅንያት ጎንፂ ሩሲያ ዩክሬን ኣብ ዋጋ መሰረታዊ…