Fana: At a Speed of Life!

በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ክሳብ 13 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ንክምዝገባ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሰ ) በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ጣቢያታት ቴሌቪዥን ሃይማኖት ክሳብ 13 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ንክምዝገባ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣዋሽ መራኸብቲ ሓፋሽ ሀዝቢ ንፕሮግራማት ሃይማኖት ንክከታተል ዘለዎ ባሀጊ ብምግንዛብ ኣስተምህሮታት ትካላት ሃይማኖት…

10 ዞባታትን 6 ፍሉያት ወረዳታትን ብብርኪ ክልል ናይ ምውዳብ ሕቶአን ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዝርከባ 10 ዞባታትን 6 ፍሉያት ወረዳታትን ብብርኪ ክልል ናይ ምውዳብ ሕቶአን ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣቕሪበን። እቲ ሕቶ ዝተቐበሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር÷ ምላሸን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከምዝወሃበን…

ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ሰብ ዋና ኣፍረይቲ  ፓርክ ሃዋሳ  ኢንዱስትሪ ይመያየጡ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ኣብቶም ኢንዳስትሪታት ዘለዉ ፀገማት ብምፍታሕ “ሃገራዊ ምንቕናቕ ኢትዮጵያ ተፍሪ” ዕላዊ ብምግባር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ንምስላጥ…

ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን  ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣብ ምርምርን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ተሓባቢሮም ንምስራሕ ተሰማሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ኢንስቲትዩትን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣብ ምርምርን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ተሓባቢሮም ንምስራሕ ተሰማሚዖም። ብተወሳኺ እውን እቲ ሰምምዕነት፤ ብመሰረት ቴክኖሎጂ ልምዓት ምልማዕ፣ ብምርምርን ልምዓትን፣ ብልምዓት ሓይሊ…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ  ኣብ ክልል ጋምቤላ ንዝርከቡ ዓቕሚ ንዘይብሎም ስድራታት ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ጋምቤላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ዘስርሖም ስራሕቲ ዓቕመ ደካማ ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን። ሰናይ ግልጋሎት ወሃብቲ እቲ ክልልን ዶክተር ሊያን ፤ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ስድራታት ብምሕዳስ ዝጀመሩ እንኾውን፤ኣብ ቀፃሊ…

ኣርጀንቲና፣ ቺለ፣ ኢራጓይን ፓራጓይን ንዋንጫ ዓለም 2030 ብሓባር ብምዃን ንምእንጋድ ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣርጀንቲና፣ ቺለ፣ ኢራጓይን ፓራጓይን ንዋንጫ ዓለም 2030 ዓ.ም.ፈ ብሓባር ብምዃን ከአንግዳ ዕላዊ ሕቶ ኣቕሪበን። ዋንጫ ዓለም ንፈለማ እዋን ኣብ 1930 ኣብ ዝተጀመረሉ ኣብ ኡራጓይ’ዩ ከመዝተኻየደ ይዝከር። እቲ ኣብ 2030 መበል…

መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዜጋታት ክጓየዩ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ወገናት ኣብ ምሕጋዝ ዜጋታት ክጓየዩ ይግባእ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፃውዒት ኣቕሪበን። መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ከምዘሎ ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ…

ብሜ/ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓላፊ ምደባ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ጊዚያዊ ኣተሓባባሪ ኮማነድ ስት ፀፅታን ሜጀር ጄኔራል ተስፋዬ ኣያሌው ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን ኣካላት ፀፅታን ናብ ባይደዋ ኣቕኒዑ። እቲ ጊጅለ ኣብ ባይደዋ እንትበፅሕ ብዋና ኣዛዚ…

ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱዓለም፣ ሓመራርሓ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታት ሃይማኖትን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።…

ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢንተርኔት ንሓቛፊ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፈተናታትን ዕድላት ኢንተርኔት ብዝምልከት ዝለዓሉ ሓሳባት ምይይጥ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ።…