Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ዓለም ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንተፕራይዛት ተወሳኺ 200 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንተፕራይዛት ተወሳኺ 200 ሚሊየን ዶላር ከምዝሰለዐ ልምዓት ኣፍሊጡ። ኣብ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ÷ ፕሮጀክት ፋይናንስ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተፕራይዛት መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት…

ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት 2014 ዓ.ምን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ኣፈፃፅማ በጀት 2014 ዓ.ምን ኣብ ትልሚ 2015 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ተፀዋዕነቶም ንሚኒስቴር ሕርሻ ዝኾኑ ትሽዓተ ትካላት÷ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈጻፅማ በጀት ዓመት 2014ን ኣብ ትልሚ 2015…

ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ዕረፍቲ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክጅምር ኢዩ። እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ እንትጅምር÷ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ምስ ጋንታ ኣርሰናል ኣብ ስታዲዮም ሼልስት ፓርክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ፈላማይ…

ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ከተማ ማኒላ ከምዝቐፀለ መገዲአ የር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ማእኸል ንግዲን ፋይናንስን ፊሊፒንስ ናብ ዝኾነት ከተማ ማኒላ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ በረራ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ናብ ከተማ ማኒላ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ኮይኑ ከምዝቐፀለ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ…

ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣማሲዩ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም። ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 1 ደቒቓን 48 ሰከንድን 39…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ሸጓጉጥን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ 50 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን 3 ሸጓጉጥን ተታሒዙ። ብተወሳኺ ጠያይቲ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ህዝቢ ዘይሕጋዊ ኣፅዋራት ኲናትን ዝውውር…

ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ሓፈሻዊ ሃፍቲ ዕቋር ባንኪታት 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ብር በፂሑ-ዶ/ር ይናገር ደሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ሓፈሻዊ ሃፍቲ ዕቋር ባንኪታት 1 ነጥቢ 7 ትሪሊየን ብር በፂሑ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዶ/ር ይናገር ደሴ ገሊፆም። ሴክተር ባንኪ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም።…

ትካላት፥ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ብምውዳድ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብምዃን ሓደጋ ትራፊክ፣ ድሕንነት መገዲን ትራንስፖርት ባቡርን ንምሕላውን ምስ ዓውዲ ኣቬሽን ብሓባር ንምስራሕን ከምኡውን ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ብምውዳድ ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።…

ስራሕቲ ኦዲት ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር መዳርግቲ ኣካላት ብመንፈስ በዓል ዋናነት ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ኦዲት ውፅኢታዊ ኣብ ምግባርን ሃፍቲ ህዝቢ ንከይባኽን ኣብ ምክልኻልን መዳርግቲ ኣካላት ብመንፈስ በዓል ዋናነት ንክሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካለኝ፥ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣብ በጀት ዓመት 2013…

ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝከታተል ጉጅለ ኣጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሕዳር መወዳእታ ክጅመር ኣብ ዝተተለመ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ዝከታተል ጉጅለ ኣጣይሹ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤት ምኽሪ ሔኖክ መለሰ፥ ኣባላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣብቲ ሃገራዊ ዘተ ልዑል ተሳትፎ…