Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ተወሳኺ መዳሊያ ብሩር ረኺባ። ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ3 ደቒቓ 37 ሰከንድ 24 ማይክሮ ሰከንድ…

ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ንበጀት ዓመት 2015 ልዕሊ 3 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት ስሩዕ ጉባኤ ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ቢሊየን 405 ሚሊየን 105 ሺሕ ብር ንኽኸውን ኣፅዲቑ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ገንዘብን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ኣብዱልባሲጥ ኣቡበከር÷ ካብቲ ዝተትሓዘ…

1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 41 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 37 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 859 ደቂ ተብዕትዮን 145…

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲን ወሰኽ ቀጥተኛ ናይ ወፃኢ ፍሰት መዋእለ ንዋይን ተራኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝበረታታዕ ኣፈፃፅማ ወፃኢ ንግዲን ወሰኽ ቀጥተኛ ናይ ወፃኢ ፍሰት መዋእለ ንዋይን ከምዝተራእየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ስብሰብኡ ከምዘካየደ ኣብ ማሕበራዊ…

ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍልፍላ ካብ ፅሩይን ሓምለዋይን ፍልፍለታ ሓይሊ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ሚኒሰስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። መድረኽ ተበግሶ ንብረት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…

ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያ ዶክተር መሳይ ሃይሉ ምስ ተወካሊ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ቦውሬማ ሳምቦ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕረተሰብ ኢትዮጵያን ውድብ ጥዕና ዓለምን ዘሎ…

ን11 ሆስፒታላት ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ስቴት ግሎባል ዋን ሄልዝ ኦሃዮ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽንያትኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም 11 ሆስፒታላት ዝውዕል ልዕሊ 9 ሚሊየን ብር ዝግመት መሳርሒታት ላብራቶሪ ሓገዝ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጀኔራል ብርሃኑ በቀለ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ብምውካል ምስ ፕሬዚዳነት ሶማሊላንድን ወተሃደራዊ ኣመራርሓታትን ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳይ ፀፅታን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ዝጠመተ ኢዩ። እቶም ጄኔራል መኮንን ኣብ ዓለም ለኸ…

ከይዲ ምኽክር ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ሓገዝ ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ምኽክር ኢትዮጵያ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ብዓወት ንኽዛዘም ማሕበረሰብ ንግዲ ኣድላዪ ሓገዝ ንኽገብር ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርዓያ÷ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ምስ…

ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሲ ዲ ሲ ቻይናን ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ማእኸል መቆፃፀሪን መከላኸሊን ሕማማት ቻይና (ሲ ዲ ሲ)ን ብሓድነት ተሓባቢርካ ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ሰነድ ሰምምዕነት ተፈራሪሞም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዝገበርዎ…