Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ትሕቲ 20ን 18 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ዝተኻየዱ መኽፈቲ ውድድራት፥ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት 9 ወርቂ፣ ሓደ ብሪን ሓደ ነሓስን ሜዳሊያታት ኣኪቦም፡፡…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ጉድለት ስነ-ምግባር ኣብ ዝተርኣየሎም ልዕሊ 18 ሺሕ ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንህዝቢ ብግቡእ ዘየገልገሉን ጉድለት ስነ-ምግባር ኣብ ዝተርኣየሎምን ልዕሊ 18 ሺሕ ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ። ኣብ ልዕሊ እቶም ሰራሕተኛታት ቅፅዓት 20 ሚሊየን ብር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምምሕዳራዊ ስጉምቲታት ከምዝተወሰደሎም…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕን 100 ተተኮስቲ ጠያይቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተጓዓዘ ዝነበረ ልዕሊ 5 ሺሕን 100 ተተኮስቲ ጠያይቲ ከምዝተትሓዙ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግህምራን ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባን ኣፍሊጡ። ምክትል ኮማንደር እቲ ቤት ፅሕፈት መሓመድ ባህሪታ ከምዝገለፁዎ፥ ካብ ህዝቢ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ብንቕሓት ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣብ ልዑል ደረጃ ምድላው ይርከብ – ሌ/ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ብንቕሓት ንምሕላው ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ኣብ ልዑል ደረጃ ምድላው ከምዝርከብ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናልን ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። እቲ ሓይሊ ኣየር ብኤር ፖሊስ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ሎሚ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ መበል 15 ጉባኤ ሰብኣዊ ሓገዝን ቃል ኪዳንን ሕብረት ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ። ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ መኽፈቲ ጉባኤ ቀዳማዊት እመቤት…

ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ተላኢኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት ካብ ሓምለ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ግንቦት 72 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሐገዝ ናብ ትግራይ ከምዝተጓዓዓዘ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይተኣጓጒለ ንኹጓዓዝ ዝጀመሮ…

ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ – ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ምኽክር ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ጎንፂታት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ርኡይ ታራ ኣለዎ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ ገሊፀን። ኣምቫሳደር ኪራ ስሚዝ ሲንድብጀርግ፥ ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘተ ንምፍታሕ…

ጉባኤ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ጉዳያት ግብረ ራዕዲን ሕገ-መንግስታዊ ብዘይዝኾነ…

ሃገር ክትፀን ንምግባር ዜጋታት ወለንታዊ ስራሕ ባህሊ ክገብሩ ይግባእ – ኣይተ ታዬ ደንዳኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ክትፀንዕ ትኽእል ብሰናይ ኣመለኻኽታ ስለዝኾነ ዜጋታት ወለንታዊ ስራሕ ባህሊ ክገብሩ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታዬ ደንዳኣ ገሊፆም። ኣይተ ታዬ ደንደኣ ኣብ ማሕበረሰብ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ኣመለኪቶም ሎሚ መዓልቲ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣዶን ውላድን ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ጣርማ በር ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣዶን ውላድን ምሕላፉ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሓደጋ ቀበሌ ኣስፍቼው ጭራ ሜዳ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ዋና…