ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ከምዝግባእ ምክልት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይ ተደመቀ መኮንን ኣብ ኒጀር ከተማ ኒያሚ ኣብ ዝተጀመረ ኣኼባ ሕብረት…