ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ተባሂሉ Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተሃነፅቲ ሕጊ ግቡእ ክንከንን ኣገልግሎት ፍትሒን ምሃብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዮስ÷ ኣብ ክልል ቤንሻንጉልጉሙዝ ዞባ መተከል ዞን ብምኻድ ኣተሓሕዛ ተሃነፅቲ ተዓዚቦም። ኣብቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ብሕብረት ብምክንኻን ምቹውቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምህናፅ ይግባእ – ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ ዝተተኸሉ ፈልሲታት ብሕብረት ብምክንኻን ምቹውቲ ዝኾነት ኢትዮጵያ ምህናፅ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ ዞባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፍልጠት ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትምህርትን ፍልጠትን ዝተሃነፀ ወለዶ ንምፍጣር ከይዲ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝተዋደደ መልክዕ ምምራሕ ይሓትት ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ ገሊፆም። ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014ን መሪሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ቻይና ወተሃደራዊ ልምምድ ኣብ ክሊ ደሴት ታይዋን የካይድ ኣሎ። እቲ ወተሃደራዊ ልምምደ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ምብፃሕ ስዒቡ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 27፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እኽሊ ዝፀዓነት መርከብ ዩክሬን ኣብ ወደብ ቱርክ በፂሓ። እታ መርከብ ትማሊ ኣብ ጥቓ ወሽመጥ ባሕሪ ቦስፎረስ ግዝኣት ቱርኪ ከምበፅሐት ተሓቢሩ። ራዞኒ ተባሂላ ትፍለጥ መርከብ ልዕሊ 26 ሺሕ ቶን ምሸላ ባሕሪ ናብ ሊባኖስን ትሪፖሊን ክተብፅሕ ኢያ…
ስፓርት ሎሚ መዓልቲ ቀትሪን ለይቲን ኣብ ዝካየዱ ውድድራት መፃረዪን ፍፃመን ሻምፒዮና ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ክሳተፉ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሳልሳይ መዓልቲ ኣብ ዝሓዘ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ቀትሪን ለይቲን ኣብ ዝካየዱ ውድድራት መፃረዪን ፍፃመን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ክሳተፉ ኢዮም። ሎሚ ቀትሪ ድሕሪ ሰዓት 11 ኣብ ዝካየደ መፃረዪ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባን ዓለምን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ዶ/ር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላምን ምርግጋእን ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካን ዓለምን ትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ዶክተር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብርሃም በላይ÷ ብኣሰናዳእነት ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ሚኒስትራት ሰላምን ፀፅታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ በዓል ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Aug 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ በዓል መበል 95 ዓመት ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ቻይና ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም፥ ሰራዊት ምክልኻል…
ቢዝነስ ብወ/ሮ ሙፈሪሃት ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ Desta Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እስራኤል ፈጠራ ዕድል ስራሕን ኢኖቬሽንን ብዝምልከት ዑደት ልውውጥ ልምዲ ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ትማሊ ናብታ ሃገር ዘምረሐ እንትኸውን፥ ምስ ኣካላት መንግስቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን Desta Aug 2, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ኣሜሪካ ናንሲ ፔሎሲ ናብ ታይዋን ኣምሪሐን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ፔሎሲ ኣብ ታይዋን ዝገብርኡ ዘለዋ ዑደት ብዝምልከት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ዑደት ከምዘውግዞ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ…