Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኣብ ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ኣምስት ኪሎ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ብእትሓልፈሉ ላዕልን ታሕትን ዘለዎ ኩነታት ኣብ ዝመልአን ኣብ ዝጎደለን ምምስጋን ይግባእ ክብሉ ምእመናን ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ገሊፆም። እቶም ምእመናን እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኢዩ፡፡…

ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኽቡሉ ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክትታት ብተሳትፎ ህዝቢ ተሃኒፆም ንግልጋሎት ዝወዓሉ ምዃኖም ካብ ቤት ፅሕፈት…

ሓምለዋይ ኣሰር ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይምብርከኽ ኢኮኖሚ ንምህናፅ መፍትሒ ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ 4ይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ሚሊየን 700 ሽሕ ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተጀሚሩ። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ…

ንዝተገበረልና ኩሉ ንፈጣሪ ብምምስጋን ምፍልላይን ፅልኢን ተኣልዩ ሰላምን ሓድነትን ንክሰፍን ንክስራሕ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፀዊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተገበረልና ኩሉ ንፈጣሪ ብምምስጋን ምፍልላይን ፅልኢን ተኣልዩ ሰላምን ሓድነትን ንክሰፍን ንክስራሕ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፀዊዓ። ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ቤተ ክርስቲያን…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከተማ ኣሶሳ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣሶሳ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣሶሳ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ እንትበፅሕ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ካልኦት…

ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትልሚታት ጥፍኣት ግብረ ራዕዲታት ስግኣት ብሄራዊ ድሕንነት ናብ ዘይኾንሉ ብርኪ በፂሑ ክብል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ምኽኒያቱ ድማ ሽፋንን ፅሬትን ወፍሪ መረዳእታ ብልዑል ብርኪ ምዕናዩ ከ፥እዝኾነ ሓቢሩ። ዳይሬክተር…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ 2014 ዓ.ም 10 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሐንስ ኣያሌው፥ ባንኪ ልምዓት ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕቲ ሪፎርም  ብስፍሓት ከምዝተሰርሐ ገሊፆም። በዚ…

መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣወዳድባ እቲ ክልል ብዝምልከት ብኣብያተ ምኽሪ ዞባን ወረዳን  ዝተውሃቡ ውሳነታት “ብሱል ውሳነ” እንትብል ንኢዱ። ዞባታት ወላይታ፣ ጋሞ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶ፣ ደቡብ ኦሞ፣ ከምባታ፣ ሃላባን ሃዲያ ከምኡውን ፍሉይ ወረዳ የም፣ ቡርጂ፣…

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ ዓመተ 2014 ነቲ ቤት ምኽሪ የቕርቡ ኣለዉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ጠሚቱ ንሰለስተ…

ፍልጠት ትልሚታት ምዕባለ ኣብ ምዕዋት ቀንዲ መሳርሒ ኢዩ- ዶ/ር ዓለሙ ስሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምህርቲን ፍልጠትን ትልሚታት ምዕባለ ኣብ ምዕዋት ቀንዲ መሳርሒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዓውዲ ስቪክን ፓርቲታት ፖለቲካን ፓርቲ ብልፅግና ዶ/ር ዓለሙ ስሜ ተዛሪቦም። ኣተሓባበርቲ ደገፍን ክትትልን ላዕለዋይ ትምህርቲ፥ መብርሂ ገምጋም በጀት ዓመት 2014…