ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ምሕዝነቶም ንምጥኝኻር ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስን ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሸሙ ተፀዋዒ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክላውድ ጂቢዳርን መሳርሕቶምን ተዛቲየን።
ኣብ ዘተኦም ድማ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም እናገበሮ ዝርከብ ሰብኣዊ…