ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንክኽብር ምድላዋቱ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንክኽብር ኣፍላይ ዘበለ ቅድመ-ምድላዋት ከምዝዛዘመ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ምስ ኣባገዳታትን ዓበይቲ ዓድን ብምዃን በዓል ኢሬቻ ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ንክኽበር ዝተገበረ…