ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ኢኳቶርያል ጊኒ ማላቦ ከካይድ ኢዩ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 25 ክሳብ 28 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት፥ ኣብ ክልተ ቀንዲ ዛዕባታት ክዝቲ ኢዩ ዝብል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣቴክሳስ ወዲ 18 ዓመት ተጠርጣሪ ብመጅሙዕ ተኹሲ 19 ህፃናት 2 ባፅሓትን ቀቲሉ Gebremariam Weldegerima May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ደቡብ ቴክሳስ ኣብ ዝርከብ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብዝበፅሐ መጥቃዕቲ 19 ህፃናትን ክልተ ባፅሓትን ተቐቲሎም፡፡ ወዲ 18 ዓመት ተጠርጣሪ ብመጅሙዕ ብዝኸፈቶ ተኹሲ፥ ካብ 7 ክሳብ 10 ዓመት ዕድመ ዘለዎም 19 ህፃናት 2…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንመግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንዘበነ ፍሪያት 2014/15 ዝኸውን መግዝኢ ዘመናዊ ዱኽዒ ዝኸውን ልዕሊ 50 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ እቲ ባንኪ ብሰንኪ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኽዒ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸላይ እዚ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ሃኒፁ ኢዩ – ሌ/ጀነራል ዘውዱ በላይ Gebremariam Weldegerima May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ሃገር ከርዕድ ዝደሊ ዝኾነ ይኹን ሓይሊ ፀላኢ ንምድምሳስ ዘኽእል ወታደራዊ ዓቕሚ ከምዝሃነፀ ዋና ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም። ማእኸላይ እዚ ኣብ ዝተፈላለየ ገፅ መሬት ከጋጥም ዝኽእል ፀላኢ ዓወት ንምዕታርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ Desta May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣካይዳ ኦፕሬሽን ፀፅታን ድሕንነትን ብዝምልከት ገምጋም ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላን ምክትል ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ከምኡውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ሰራዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ብምትኳር ብምትሕብባር ንምስራሕ ምስ ልኡኻት ኖርዌ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ ምስ ለውጢ ከባቢ ኣየር ተተሓሒዙ ብሓባር ንምስራሕ ምስ ልኡኻት ሚኒስትር ለውጢ ኣየርን ከባቢን ኖርዌይ ዘተ ተኻይዱ። እተን ሚኒስትር ንልኡኽ ሚኒስቴር ለውጢ ኣየርን ከባቢን ኖርዌይ ዝመርሑ ሃንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ክትግበሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝተመረፁ 36 ሆስፒታላት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት ከምዝትግበሩ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ፥ ሓደሽቲ ኣሰራርሓታ ኣብ ሆስፒታላት ጥቁር ኣንበሳ፣ ቅዱስ ጳውሎስን ኮሌጅ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኮይንና ራኢ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምዕዋት ቆራፅነትና ነረጋግፅ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ መዓልቲ ኣፍሪካ እዚ ዓመት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኮይንና ራኢ ኣህጉራዊ ሓድነት ንምዕዋት ቆራፅነትና ነረጋግፅ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር መዓልቲ ኣፍሪካ ምኽንያት ብምግባር…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንምግባር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዓውዲታት ዕደና፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣ ኣይ ሲ ቲ ን ትምህርቱን ንምውፋር ዘለዎም ድልየት ኢዮም ገሊፆም። ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያንን ፈረንሳይን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ደገፍ ገይሮም። እቶም ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ደገፍ ልዕሊ…