ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕማም ደርሆ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ብምውዓሉ ሕብረተሰብ ደርሆን እንቋቑሖን ክጥቀም ይኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕማም ደርሆ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ብምውዓሉ ሕብረተሰብ ብዘይ ስግኣት ደርሆን እንቋቑሖን ክጥቀም ከምዝኽእል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ፍቅሩ ረጋሳን ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዶክተር መሳይ…