ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንናይ ሎሚ ዘበን ሓምለዋይ ኣሰር ዝኸውን ልዕሊ 6 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ብምትግባሩ በቢዓመቱ ዘጋጥም ዝነበረ 92 ሺሕ ሄክታር መሬት ብርሰት ደኒ ናብ 32 ሺሕ ሄክታር ከምዘውረዶ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ተዓዋቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ንሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዝተውሃበ ከይዲ ፍቓድ ቴሌኮም ብምድብ ብሉፅ ኣገልግሎት ህዝቢ ብእንግሊዛዊ ትካል ሽልማት 2022 ተዓዋቲ ኮይኑ ተመሪፁ። ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ በዓል መዚ ኮሚዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ዝተመርሐን ዘፈር ቴሌኮም ክፍቲ ብምግባር ንሳፋሪኮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎም ተሸከርከርቲ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 50 ሚኢታዊ እታወት ዝተወሰኸሎምን ብሓዱሽ ምልክት ንግዲ ናብ ዕዳጋ ዝኣተዉ ተሸከርከርቲ ከበድቲ ፅዕነት ፍራንኮን ብዝተብሃለ ትካል ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ተላኡኾም። ፍራንኮ ዝተብሃለ ትካል ንመበል 15 ዙር ከበድቲ መኻይንናብ ወፃኢ ዕዳጋ ምቕራቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ምርካባ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሞሮኮ ምልክት ዓበቕ ህበይ ዝተርኣዮም ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ምልክት ተራኢዩዎም ዝተብሃሉ ሰባት ኣብዚ ሕዚ እዋን ክትትል ሕክምና እናተገበረሎም እንትኸውን፥ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ጥዕና ከምዝርከቡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ-ሚኒስቴር ፍትሒ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣጋጢሞም ኣብ ዝነበሩ ጎንፅታት ኢድ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዘሎ ብምርመራ ተረጋጊፁ ክብል ሚኒስቴር ፍትሒ ገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝመፅአ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ጎንፅን ዘይምርግጋዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2030 ድኽዳኸ ህፃናት ዜሮ ንምግባር ተሓሲቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ቃል ኪዳን ሰቆጣ ብምድሃብ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ደቡብ መድረኽ መውሀቢ ግንዛበ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ይርከ። ሚኒሰስትር ዲኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ተዛቲዮም Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብ ምትካል እግሪ ተመዛበልቲ ብምድሃብ ብኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ሓገዝ ውሕመ ዶክተር ካትሪን ሱዚ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ዶክተር ካትሪን ሱዚንን ኣንባሳደራት ሃገራት ጣሊያን፣ ጃፓን ፣…
ስፓርት ፅዋዕ ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም 2022 ኳታር ቅድሚ ምጅማሩ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምርኢት ዝቐርብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ፡፡ ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ጋንታ ባርሴሎና ብራዚላዊ ጁሊያኖ ቤሌቲ እታ ፅዋዕ ሒዙ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ሓምለ ክካየድ ኢዩ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ጉባኤ ትካል ሙስሊም ኢትዮጵያ ካብ 8 ክሳብ 18 ሓምለ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ካብ ሃገሮም ዝወፅኡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ነክምለሱ፣ ብዛዕባ ሃገሮም ክሓስቡን ግንዛበኦም ንከስፍሑን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። እስላማዊ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ክጅመር ኢዩ Desta May 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ደማም ኣቋሪፅዎ ዝነበረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ በረራ ካብ 24 ግንቦት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ከምዝካየድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።