Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ጋለሪ መዓድን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድንን ጋለሪ መዓድን ጎብኒዮም። ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ…

ሩስያ 963 ኣሜሪካውያንን 26 ካናዳውያንን ናብ ሃገራ ከየኣትዉ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩስያ 963 ኣሜሪካውያንን 26 ካናዳውያንን ናብ ሃገራ ከየኣትዉ ከምዝኣገደት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ከምዝሓበሮ፥ 963 ኣሜሪካውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ናብ ሃገራ ከይኣትዉ ከምዝኣገደትን እቲ እገዳ ካብ ሞንጎ ዝተነበረሎም…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገዛውቲ ገጠር ናብ ዘበናዊ ብርኪ ንምቕያር ዝተሓንፀፀ ፕሮግራም ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መንበሪ ኣባይቲ ገፀር ኦሮምያ ናብ ዘበናዊ ብርኪ ንምቕያር ዝተሓንፀፀ ፕሮግራም ኣተገባብራ ሎሚ ኣጀሚሮም። በዚ ድማ ኣዋጅ መመሓየሺ ህንፀት ገዛውቲ ገጠር ኦሮምያ ኣብ ዞባ ሰሜን ሽዋ ወረዳ ውጫሌ…

ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዕልቲ 100 ሺሕ ፈልሲ ጉድጓድ ተቲዒቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ንመርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ዝኸውን ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዕልቲ 100 ሺሕ ፈልሲ ጉድጓድ ምዝተኹዓተ ተገሊፁ፡፡ ኣብ 2014 ዓ.ም ኣብቲ ክልል 3 ነጥቢ 4 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ከምዝተታሐዘ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር…

ኣብ ኣዲስ ክፍለ ከተማ ብልምዲ “ምን አለሽ ተራ” ባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተወሊዑ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ብልምዲ "ምን አለሽ ተራ" ባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ተወሊዑ ዝነበረ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተገሊፁ። ኣብ ዝተወለዐ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዕንወት ንብረት ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ሰራሕተኛታት…

“ብኣምባሳደርነት ንዝተሸየሙ ክልተ ጄነራል መኮንናት ኣብ ትካላዊ ለውጢ ልዑል ኣበርክቶ ነይርዎም” – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣምባሳደር ጀኔራል ባጫ ደበሌን ንኣምባሳደር ጀኔራል ሓሰን ኢብራሂም ስነ-ስርዓት ምፍናውን ምስጋናን ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡ ላዕለዋይ ምክልኻል ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ÷ ክልቲኦም ኣምባሳደር ጄነራላት ቅድሚ ለውጢን…

“ዒድ ሸዋል” ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክል ሃረሪ ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ዒድ ሸዋል ሰበስልጣን ክልል ሃረሪን ዳያስፖራታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ሃይማኖታውን ባህላውን ትውፊቱ ብዝሓለወ መልክዑ እዩ ተኸቢሩ። ኣብቲ በዓል ርእሰ ምምሕዳር…

ብሓሶት ሓበሬታን ፕሮፖጋንዳን ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ንምስሓብ ዝግበር ፃዕሪ ቦታ ከምዘይብሉ መንግስት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓሶት ሓበሬታን ፕሮፖጋንዳን ትኹረት ማሕበረሰብ ዓለም ንምስሓብ ዝግበር ፃዕሪ ቦታ ከምዘይብሉ መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትኽክለኛ መንነቱ ህዝቢ…

ሓለፍቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ደቡብ ይሳለጡ ንዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ኣትክልትን ፍራምረን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ቕነ ኣብ ማእከል መሰልጠኒ ቡታጅራ ክስልጥኑ ዝቐነዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን ብሞዴል ሓረስቶት እናለምዐ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ኣትክልትን ፍራምረን ዑደት ገይሮም። ሓረስቶት እቲ ዞባ ብፍላይ ኣቮካዶ ብምልማዕ…

ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ምድላው ሙዚቃን ኪነ ጥበብን ክሳለጥ ኢዩ። ሓላፊ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብረሆት ኣይተ መስፍን ገዛኸኝ፥ እቲ መርሃ ግብሪ ብምትሕብባር ግራዝማች ኢንተርቴይመንት አስተባባሪነት ከምዝካየድ ገሊፆም። 4 ሚሊየን መፃሕፍቲ…