ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ፕሮጀክትታት ዑደት ኣካይዶም። ቀዳማይ ሚኒሰተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዘፈልፈልዎ ሓሳብን ግደ ኣመራርሐኦምን ዝተሃነፁን ዝህነፁ ዘለዉን ፕሮጀክትታት ተዛዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣመራርሓ እታ ከተማ ሓዱሽ…
ቢዝነስ ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብራቶሪ ፍተሻ ዩንቨርስቲ ባህርዳር ኢንስቲቲዩት ቴክስታይልን ፋሽን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ISO/IEC 17025 ረኺቡ። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ ዓለም ለኸ መፅናዕቲ ዝተረኸቡ ተወካሊ ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻምናይ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣርባዕተ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ስልጣንን ተግባርን ኣካላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ፌዴራል ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ኣዋጅ ቁፅሪ 1263/2014…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀለም ህንፃታት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ውቅብቲ ንክትከውንን ዓለም ለኸ ደረጃ ዝምጥን ፅባቐ ንክህልዋን ካብ መንጎ ዝስርሑ ስራሕቲ ቀለም ህንፃታትን ቁመትን ዝውስን ኣሰራርሓ ምትግባር ኢዩ ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣፅዲቑ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምክልኻል ሕፅረት መግቢ ኣብታ ኣህጉር ዝርከባ ሃገራት ዝውዕል እዩ ዝበሎ 1 ነጥቢ 5 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዘፅደቖ ድጋፍ ኣብ ኲናት ዩክሬን ሩስያ ዘጋጠመ ሕፅረት ቀረብ ንምሽፋን ዝውዕል እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ሃገራዊ መድረኽ ኣብ ድሬዳዋ ተሳሊጡ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል ርእሲ ዝተሰናደአ መበል ካልኣይ ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሓመድ ሺዴ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ካልኦት ላዕለዎት ሰብ መዚ፣ ሰብሙያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ 1193 ምልምል ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ፖሊስ ኮንቲንጀንት ኮልፌ 1 ሽሕን 193 ሓደሽቲ ምልምላት ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ፖሊስ ምዃን ክቡር ሞያ እዩ ኢለን።…
ቢዝነስ መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝም ኣብ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሃገር ለኸ ኮንፈረንስ ምርምርን መፅናዕትን ቱሪዝምኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኮንፈረንስ፥ "ቱሪዝም ንፈጠራ ዕድል ስራሕ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ኮንፈረንስ ኢንስቲትዮት መሰልጠኒ ቱሪዝም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ትማሊ ካብ ዝነበረሉ ብብዙሕ ዕፅፊ ኣብ ዝሓሸ ዓቕሚ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀዳማይ ዙር ስነስርዓት ምረቓ ዋር ኮሌጅ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima May 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ዜጋታ ከምኡ እውን ቀፃልነት ሃገር ንምርግጋፅ ብሕታዊ መማረፂ ልዕልነት ሕጊ ምኽባር ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኮሚዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…