ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላምኡ ኣብ ከይዲ ምፍላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ልዑል ምትሕብባረን ተቐባልነትን ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት ገብረስላሴ ከምዝበልኡ÷ ክሳብ ሐዚ ምስ መራሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ…