ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፁ 20 ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም።
እቶም ፕሮጀክትታት ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ወ/ሮ ፈትያ ኣደም፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣይተ ከድር…