ስፓርት ኣብ 800 ሜትሮ ፍርቂ ፍፃመ ኢትዮጵያውያን ኣአትሌታት ክሳተፋ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ፍርቂ ፍፃሜ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ለይቲ ሰዓት 10ን 35 ደቒቕን ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ፣ ኣትሌት ደርቤ ኦልተጂን ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ክሳተፋ ኢየን፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ…
ስፓርት ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15፣ ሓምለ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑልን ናይሕዚ ሓዱሽ ፈራሚ ጋንታ ባየር ሙኑክን ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ። ሳዲዮ ማኔ ኣብ ጋንትኡ ሊቨርፑል ውፅኢታዊ ዓመተ ውድድር ካብ ምሕላፉ ብተወሳኺ፥ ሃገሩ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ብ5 ሺሕ ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ካብ ምድብ ሓደ 3ይ ብምውፃእ ናብ ፍፃመ ሓሊፉ። ካብ ምድብ ክልተ ዮሚፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋኦ 262 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ትግራይ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር 262 ቶን ህፁፅ ሓገዝ ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ትግራይ ከምዝለኣኸ ኣፍሊጡ እቲ ዘበናዊ ድኹዒ ብፋኦን መዳርግቲ ኣካላትን ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 19 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ንበጀት ዓመት 2015 ዝኸውን 158 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ንበጀት ዓመት 2015 ዝኸውን 158 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ኣፅዲቑ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ እናተሰርሐ ዘሎ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምኽትል ከንቲባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ገሊፆም Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ዋጋ ንምርግጋዕ እናተሰርሐ ዘሎ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምኽትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ስራሕቲ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢንዱስትሪን ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ተዛሪቦም። ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ 2014 ዓ.ም ንልዕሊ 300 ሽሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዕሊ 300 ሽሕ ስራሕ ኣልቦ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈረሎም ፕሬዚዳንት እቲ ክልል ኣይተ ርስቱ ይርዳ ገሊፆም። ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታትን ክልል ደቡብ 2ይ ስሩዕ ኣኼባኡ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ንክልል ዓፋር 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ንመስርሒ ገዛ ዝውዕል 3 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ድጋፍ ሚኒስትር ደቂ ኣንስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤርጎጌ…
ስፓርት ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብሰለስተ ዓይነታት ውድድር ክሳተፉ ኢዮም Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብሰለስተ ዓይነታት ውድድር ክሳተፉ ኢዮም። ብ800 ሜትሮ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቶሎሳ ቦደና ክሳተፍ ኢዩ። ለይቲ ሰዓት 10ን 10ን ኣብ ዝካየድ መፃረዪ 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ መፃኢ ዕለተ ሰሉስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዉ ኢዮም Desta Jul 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መፃኢ ዕለተ ሰሉስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣትዉ ተገሊፁ። ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ…