ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ኢያ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገራ ዝኣተዉ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ክትምልስ ምዃና ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ካብ 15 ክሳብ መፈለምታ 20 ክፍለ ዘበን ኣብ ዘለዉ ዓማውቲ ዝተሰርሑ እቶም ሓድጊታት ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ፃውዒት ቀሪቡ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ ግዚኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባራዊ…
ቢዝነስ ዕዳጋ ስቶክ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዕዳጋ ስቶክ ኣብ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ፣ ሚኒስቴር ገንዘብን ኤፍ ኤስ ዲ ኣፍሪካን ኢዩ ተፈፂሙ። ብመሰረት እዚ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሸኔ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ እናሳለጡ ዝነበሩ 8 ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ንሸኔ ስራሕቲ ሎጂስቲክስ እናሳለጡ ዝነበሩ ናኒ ቤኛ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብን ሸውዓተ ተሓባበርቱን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብታ ካፍለ ከተማ ወረዳ 9 ፍሉይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 418 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ተካእቲ ፍርያታት 418 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር፥ “ተካእቲ ፍርያታት ትኹረት ብመሃብ ምዕባለ ሃገርና ክነቀላጥፍ ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣፈፃፅማ ትልሚ 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ። ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ፎረም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዕርቂ ናብ ዝሐሸ ነገር ምስጓ ጊዚኡ ዝሓቶ ተግባር ኢዩ – ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ረብሓ ዕርቂ ብምቕባል ናብ ዝሓሸ ተግባር ምስጓ ግዚኡ ዝሓቶ ተግባር ከምዝኾነ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም፡፡ ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Desta May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኣካላት ሚዲያ ኣብ ሰብኣዊነትን ግደ ትካላት ሚዲያን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ የካየድ ኣሎ። ዋና ፀሓፊ እቲ ማሕበር ኣይተ ጌታቸው ታኣ፥ ትካላት ሚዲያ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ካብ ምላሽ ሓደጋ ክሳብ ሰብኣዊ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 125 ሓደሽቲ ናይ ገፀር ከተማታትን መንደራትን ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ኮይነን Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣብዘይበፅሐለን ከተማታትን መንደራትን ፍትሓዊ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ጋህዲ ንምግባር ብዙሓት ስራሕቲ እናሳለጠ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2014 125 ሓደሽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክታበት መከላኸሊ ኩፍኝ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ ክታበት መከላኸሊ ኩፍኝ ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ኣብ ክልል ዓፋር ዘጀመሩ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ያሲን ሃቢብ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ክታበት ኣብቲ ክልል ኣብ ዝርከባ ጣያታት ጥዕና ግዚያዊ ጣቢያታት መዕዘቖቢ ክካየድ…