ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ 541 ሚሊየን ብር በጀት ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ 541 ሚሊየን ነጥቢ 2 ብር በጀት ሕቶ ኣቕሪቡ። ቦርድ መረፃ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ብሄር ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ንዘካይዶ ህዝበ ውሳነ መፈፀሚ ዘድልዮ 541 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ”-የሱፍ ኢብራሂም Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓለም ለኸ ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ረቂቕ ፀብፃብ ባዶ ፀብፃብ ፖለቲካ ኢዩ ክብሉ ኣይተ የሱፍ ኢብራሂም ገሊፆም። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ኣብንን በዓል ሞያ ዓለም ለኸ ሕጊታትን ኣይተ ዮሱፍ ምስ ፋና ቴሌቪዥን ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሩ እናተደለየ ዝነበረ ዘመነ ካሴ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ኣምሓራ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ገበናት ተጠርጢሩ እናተደለየ ዝነበረ ዘመነ ካሴ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ገሊፁ። እቲ ውልቀ ሰብ ኣብ ከተማ ባህርዳር ቀበሌ 3 ኣብ መንበሪ ገዛ ሓደ ውልቀሰብ ተሓቢኡ ብሓበሬታ ሕብረተሰብ ከምዝትሃዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴታት ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን፣ ጥዕናን ማሕበራዊ ልምዓትን፣ ባህሊን ስፖርትን ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ኩለመዳይ ለውጢ፣ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 210 ሚሊየን ብር ሓገዝ ጥረ ገንዘብን መናፅሂን ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብሚኒስቴር ትምህርቲን ተፀዋዕቲ ትካላትን ዝተገበረ ኢዩ፡፡ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊ÷ ሚኒስቴር ትምህርቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሕቶ መሰል ህዝቢ ኦሮሞ እናዓፈኖ ዝነበረ ቁስሊ ኣይሓወየን – ሕብረት ኣባ ገዳታት Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዘበነ ግዝኣቱ ሃፍቲ ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ምዝራፍ ሓሊፉ ሕቶ መሰል ህዝቢ እናዓፈነን እናቀተለን ዝነበሮ ቁስሊ ኣይሓወየን ክብሉ ሕብረት ኣባ ገዳታት ገሊፆም። ኣባላት እቲ ሕብረት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙሪያና ዘሎ ዓቕሚ ምልላይ ወሳኒ ፍልጠት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓደ እዋን ብሓደጋ ውሑጅ ተቓላዒ ዝነበረ ክልል ዓፋር ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ስንቅ የሰናድኣ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ስንቂ ንምግባር ኣብ ምስንዳእ ከምዝኾና ኣፍሊጠን። ኣበር ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ተወለድቲ ትግራይ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ስንቂ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ዕደና ምስ ኩባኒያ ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ፌዴሪኢ ኣብ ምድላይ ተፈጥሮኣዊ ጋዝን ነዳዲን ምስ ኩባኒያ ፖሊ ጂ ሲ ኤ ል ዝኣተዎ ውዕል ኣቋሪፁ። ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ምስቲ ኩባኒያ ዝነበረ ውዕል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ከምዝተቛረፀ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳል ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ማኪ ሳል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኢውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ።…