ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ይሳተፉ ኣለዉ።
እቲ ጉባኤ “ለውጢ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።…