Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ትካላት ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ምምሕዳራት ትካላት ሰላምን ፀፅታን  ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ሚኒስቴር ሰላም ምስ ክልል ደቡብ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ…

ንምጥንኻር ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝሰርሑ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓመድ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምጥንኻር ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝሰርሑ ሓዱሽ ተመራፂ ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓመድ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ትዊተር ገፆም ንመግለፂ ሓጎስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ…

ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕንወት ኲናት ንምትራፍ ኩሉ ሰብ ንሰላም ቀዳምነት ክህብ ኣለዎ ክብሉ ፓርቲታት ፖለቲካ ሓቲቶም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትግራይ ህፃናት ሓዊሱ  ብምግዳድ ናብ ኲናት ንክኣትዉ ይገብር ከምዘሎ ዘርእዩ ሓበሬታታት ዓለም ለኸ ትካላት የውፅኡ ዘለዉ…

ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ’ኢታልያ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓስራይ መድረኽ  ጂሮ ዲ'ኢታልያ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ። እቲ ወዲ 22 ዓመት ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ሎሚ መዓልቲ ካብ  ፐስካራ ናብ ጀሲ ኣብ ዝተኻየደ 195 ኪሎ ሜትሮ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ተርኪን ዝተገበሩ ወተሃደራዊ ስምምዓት ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ መንጎ ጅክልቲአን ሃገራት ዝተገበረ ወተሃደራዊ ስምምዓት፣ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ፋይናንስን ደገፍ…

ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣሶሳ ብልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣሶሳ ብልዕሊ 19 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም። እቲ ገንዘብ፥ ምስ ትረስት ፈንድ ህፁፅ ግዜ ሕብረት ኣውሮፓን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ኣድሕን ህይወት ብምትሕብባር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ…

146 ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)146 ኢትዮጵያዊያን ዜጋታት ካብ የመን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እተን 15 ደቂ ኣንስቲዮ እንትኾና ሓሙሽተ ድማ ህፃናት ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ጉባኤ ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ምዕራባዊ ጠረፍ ባሕሪ ኬንያ ትርከብ ከተማ ኪሱሞ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ማእኸላይ ብርኪ ዝርከባ ከተማታት ኣፍሪካ ብምኽንያት ለውጢ ኣየር ዘጋጥሙወን ብዙሓት ፈተናታት ንምቅላልን ቀፃልነት ዘለዎ ዕቤት…

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ደገፍ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 02 ቢሊየን ብር ተኸቲሙ። እቲ ሓገዝ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝስርሑ ሰለስተ ፕሮጀክትታት ልምዓት ብገንዘብ ንምድጋፍ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ማእኸላይ እዚ ኣብ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ ንዝፍኖ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ እዚ ኣብ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ንዝፍንዉ ግብረ ራዕዳውያን ንምድምሳስ ኣብ ዘኽእሎ ቁመና ከምዝርከብ ተገሊፁ። ማእኸላይ እዚ “ስልጠና ንዝሓሸ ኣፈፃፅማ ወፍሪ” ብዝብል መሪሕ ኣብ ዝተውሃበ ስልጠና ኣመራርሓ ብዝኾነ ይኹን ነገር…