ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ዝኣተዉ ህፃናት ዝፀንሑሉ ማእኸል መፅንሒን ተሃድሶን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድመኦም ትሕቲ 18 ዓመት ኮይኑ ኣብ ገበን ተንከፍ ዝኾኑ ጉዳያት ተሳቲፎም ዝተረኸቡ ህፃናትን ሰገናትን ዝህነፁሉ ማእኸል ቤት ህንፀት ብልዕሊ 450 ሚሊየን ብር ወፃኢ ተሃኒፁ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ…