ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ቅዱስ ተክለ ሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ትማሊ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ዋና ፀሓፊ እቲ ዋና ቤት ዕዮ መንሱር ቢን ሙሳላምን ፈሪሞምዎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ 2ይ ዓመት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተሳሊጡ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ 2ይ ዓመት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝተኻየደ ዝኽሪ፥ እቲ መርሃ ግብሪ "ንሓዋሩ ኣይንርስዖን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኻይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ብመንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ኣድኒቖም Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ብመንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም አድኒቖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማህበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዝገለፅዎ፥ ንቐጠና ሰላምን ንድሕንነት ህዝቢን፣ ሰላምን ምዕባለን እንትበሃል ፃዕሪ ሰላም ነዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ። ኤምባሲ ሩሲያ፥ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዱ። እቲ ስምምዕነት ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ነምፅጋን ዘኽእል ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “የሌማት ትሩፋት'' ዝተብሃለ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ንቐፀሊ 4 ዓመት ዝትግበር እንትኸውን፥ ቀንዲ ሸትኡ ናይ እንስሳት ፍሪያት ንምዕባይ ናይ ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱርክ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ትማሊ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ። ናይታ ሃገር ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ከምዘሐጎሶ ገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ዘላቒ ንክኸውን ተስፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘተ ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐባልነት ረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘተ ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐባልነት ረኺቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣብ ኣርባመንጭ ከተማ ኣብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጦርነት ናይ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሀዝቢ ጋሞ ብጠንካራ ባህሊ ስራሕ ኣቢሉ ልምላመ ናብ ትውልዲ ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር ተዛቲየን Desta Nov 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር አላሳኔ ኦታራ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኮቲዲቯርን ብዝተፋለዩ ዘፈራት ዘሎ ምትሕብባር ኣፍልጦ ሂቦም። ኣብ ቀፃሊ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…