ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋኪ ማህማት ኣፍሊጦም።
እቶም ኮሚሽነር ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም ጎንፂ ደው ናይ ምባል ዘተ ሰላም ንዝተፈራረሙ ወገናት…