ቢዝነስ ፊቤላ ኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ ዘይቲ ብልዒ ሹፍ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊቤላ ኢንዱስትሪያል ኮምፕሌክስ ዘይቲ ብልዒ ሹፍ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልዕሊ 95 ሚሊየን ሊትሮ ብፍላይ ፓልም ዘይቲ ኣፍርዩ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪበ ዝበለ እቲ ትካል፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዘይቲ ሹፍ ምፍራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ ትሰርሕ ኣላ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ድርቂ ንምፅዋር ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ተዋዲዳ እናሰረውሐት ምዃና ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚስ ሃና ቴተህ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ዕርቂን ሃገር ንኽስፋሕፋሕ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎም – ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰላምን ዕርቂን ሃገር ክሰፍሕ ኣብ ምግባር ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ገሊፆም። ሓምሻይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ማሕበረሰብ ፌዴሪኢ መዳርግቲ ኣካላት ክልላትን ፌዴራልን ኣብ ከተማ ኣርባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ፊንላንድ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ብሰላም ንምፍታሕ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ከምትድግፍ ፊንላንድ ኣፍሊጣ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዓለም ለኸ ርክብን ሰላምን ዶክተር ዲማ ነገዎ፥ ምስ ተወካሊት ፍልይቲ ልኡኽ ፓርላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 14 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወፍሪ ህልውና ቁሱላት ዝተኸናኸኑ ሰብ ሞያ ጥዕና ክብሪ ይግበኦም – ሌ/ል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ወፍሪ ህልውና ቁሱላት ዝሓከሙን ዝተኸናኸኑን ሰብ ሞያ ጥዕና ሓይሊ ኣየር ምስጋናን ክብሪን ይግበኦም ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም። መምርሒ ጥዕና ሆስፒታል ደረጃ 3 ሓይሊ ኣየር ኣብ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ከም ሃገር ዘጋጠመ ፀገም ንኽንሰገር ዕዙዝ ግደ ኣብ ምብርካት ከምዝርከቡ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ፤ ኢትዮጵያ ዘጋጠምዋ ፀገማት ንክትሰግሮ ዕዙዝ ግደ ኣብ ምብርካት ከምዝርከቡ ኣማኻሪ ጉዳያት ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ተዛሪቦም፡፡ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ኣብ መበል 22ን ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተጠባባቒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ርክብን ሶማሊያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትር እና የውጭ ጉዳይ ሚኒስትር አቶ ደመቀ መኮንን ምስ ተጠባባቒ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ርክብን ሶማሊያ ባላል ሞሀመድ ኦስማን ኣብ ክልተኣዊን ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ቀርኒ ኣፍሪካ ኣመልኪቶም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ካብ መምርሒ ወፃእ ወሰኽ ክፍሊት ምግባር ኣይከኣልን – በዓል መዚ ስልጠና ትምህርቲን ቁፅፅር ፅሬትን ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ዘበነ ትምህርቲ 2015 ካብ መምርሒ ወፃእ ወሰኽ ክፍሊትን ምግባርን ካልኦት ክፍሊት ኣገልግሎት ከይሓቱ በዓል መዚ ስልጠና ትምህርቲን ቁፅፅር ፅሬትን ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። ምክት መካየዲ ስራሕ እቲ በዓል መዚ ፍቅርተ ኣበራከምዝገለፀኦ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ናሚቢያን ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን እናተኻየድ ኣብ ዝርከብ ስሩዕ ኣኸባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሰነድ ስምምዕነት ዲኘሎማሲያዊን ፖለቲካዊን ምይይጥ ተፈራሪመን እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትልን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ…