ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረቡ ውሳነ ሓሳባት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመፃረዪ ጉባኤ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ትርጉም ዝቐረበ ሕቶ ትርጉም ሕገ-መንግስቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ተዛቲዩ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ በቲ መፃረዪ ጉባኤ ትርጉም የድልዮም ብዝብል በቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ተፀኒዖም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 405 ሺ ንዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ – ከንቲባ አዳነች አቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ን405 ሺሕን 536 ዝኾኑ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች አቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣመልኪተን ኣብ ዝገበረኦ መደረ፥ ኣብቲ በጀት ዓመት ን350 ሺሕ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽል ከምዝኾነ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሽቶታት ዘላቒ ልምዓት ንምዕዋት እናገበረቶ ትርከብ ፃዕሪ ብኣብነት ክውሰድ ዝኽእል ከምዝኾል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ ዳህሳስ ኣብ ፍቓድ ዝተመርኮሰ ሽቶ ዘላቒ ልምዓት፥ ኢትዮጵያ ናይ…
ቴክኖሎጂ ትኬት ሎተሪ ብዲጂታል ኣማራፂ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብሔራዊ ምምሕዳር ሎተሪን ትኬት ሎተሪ ብዲጂታል ኣማራፂ ንምቕራብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ዋና ዳይሬር ብሄራዊ ሎቶሪ ኣይተ ገረመው ጋርጄ እቲ ስምምዕነት ኣብ ዝተገበረሉ እዋን ስምምዕነት፥ እቲ ምምሕዳር ኣብ ዝሓለፉ 60 ዓማውቲ…
Uncategorized ሃገርና ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ትፅቢት ዝግበረልና ኣስተዋፅኦ ብምብርካት ዝተኸበረት ኢትዮጵያ ንወለዶ ክነረክብ ኢና – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዘመናዊ ህንፀት ሰራዊት ጋህዲ ካብ ምግባር ሓሊፉ ሃገርና ዝጀመረቶ ጉዕዞ ምዕባለ ትፅቢት ዝግበረልና ኣስተዋፅኦ ብምብርካት ዝተኸበረት ኢትዮጵያ ንወለዶ ክነረክብ ኢና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝገጠመና ማሕለኻ ንምስጋር ማሕበራዊ ክብርታትና ክነጠናኽር ይግባእ – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ዘጋጠሙ ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ማሕለኻታት ንምስጋር ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ማሕበረሳዊን ተፈጥሮኣዊን ክብርታት ምክንኻን ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ – ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”መንግስቲ ብዝህበና ትእዛዝ መሰረት ብምግባር ግብረ ራዕዲ ይኹን ወራሪ ሓይሊ ሙሉእ ብሙሉእ ንምድምሳስ ኣብ ዘተኣማምን ወታደራዊ ቁመና ንርከብ” ክብሉ ሜጄር ጀኔራል ናስር ኣባዲጋ ገሊፆም። ኣብ እዚ ደቡብ ዘርከብ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ካብ ዝኾነ ይኹ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 1ኛ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይን መዛዘሚ እቲ በጀት ዓመትን መክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 እቲ ምምሕዳር ከተማን ብቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር እቲ ምምሕዳር ፀብፃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ተኣዊጁ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ሰዓት እቶ እቶ ከምዝተኣወጀ ተገሊፁ። ምስ እዋናዊ ኩነታት ብምዝማድ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት ንምቁፅፅር እቲ ገደብ ሰዓት እቶቶ ምእዋጁ ቤት ሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ስለዝኾነ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Desta Jul 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኣብቲ መድረኽ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ዛምቢያ ዝኾነት ሉሳካ ዝካየድ…