Fana: At a Speed of Life!

ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ቀጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ  ዝነበሩ ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ብሓደጋ ትራፊክ ህይቶም ሓሊፉ። እቶም ሰራሕታኛታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጥቓ ከተማ ደባርቕ ትርከብ ሳንቃ በር ከባቦቢ ፍሉይ ሽሙ ኣበርጊና ኣብ ዝበሃል ቦታ ንስራሕ…

ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ይካየድ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፥ 1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ብዘቐመጦ ኣንፈታትን ውሳነታትን ምስ ኣባላት እቲ ሊግ በቢብርኩ ዝተገበረ ልዝብ…

ኣብ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ቃላይ ደንዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 127 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ይርከብ። እቲ…

ዩኒቨርሲቲ  ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን  ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ  ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ፔትሮ ሳሊኒ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣብ ኣደባባይ ሐደውነት ኣብ ዝነበረ መርሃግብሪ ነቶም ተሸላም ዝተውሃበ ዶክትሬት ክብሪ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ ኣልፕ  ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ዓፋርን ካልኦት ዛዕባታትን መልዛቦም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ተርኪ ኣብቲ ክልል ዘሎ ዩንቨርስቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ኲናት ተሳትፎ ዘይነበሮም ኣስታት 7 ሺሕ ዝኾኑ ንፁሃን ቀቲሉ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ኲናት ተሳትፎ ዘይነበሮም 6 ሺሕን 985 ንፁሃን ምቕታሉ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ። ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ህወሓት ብዘካየዶ ወረራ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘብፅሖ ጉድኣት በዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ…

ሰላምን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምርግጋፅ ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀጥታ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ድሕንነትን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምርግጋፅ ሕብረተሰብ ምስ ኣካላት ፀጥታ ዘለዎ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ኮሚሽን ፖሊስ  ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ዳይሬክተርን ምክትል ኮማንደርን ማርቆስ ታደሰ ንግዜኢ…

ዜጋታት በብእዋኑ እንተበኣኣሰ ካብዝመፅአ ምድንጋር ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚዲያ  ንገዛእ ርእሶም ባዕሎም ንክሕልዉ ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በብእዋኑ እንተበኣኣሰ ካብዝመፅአ ብኣጭበርበርቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ተጠቓላዕቲ ንዘይምዃን ዜጋታት መንነቶም ምስ ዘይፍለጡ ውልቀሰባት ብብይነመርበብ ዝገብርዎ ርክብ ጥንቃቐ ንክወስዱ ኣገልግሎት ሓበራዊ  ግብረ-ሓይሊ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ግብረ-ሓይሊ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ ሓላፍነት ዘበን ንክኾነሎም ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ብምሿሞም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝገለፅዎ፥ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ…

ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሼክ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ተሸይሞም። ላዕለዋይ ቤት ፈርቲ እታ ሃገር ከምዝበሎ፥ ትማሊ ካብዚ ዓለም ብሞት ዝተፈለዩ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ አል ናህያንን ብምትካእ ኢዮም…