Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ 3 ሺሕ ቶን ምግቢ ከምዘከፋፈለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓገዝ ዝፀዓና 165 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ብምኻድ 3 ሺሕ ቶን ምግቢ ከምዘከፋፈለ ገሊፁ። እቲ ኣቕርቦት ምግቢ ን120 ሺሕ ዜጋታት ተበፃሒ ከምዝኾነ ሓቢሩ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ሓገዝ ዝፀዓና 94…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ። እቶም ርእሰ ምምሕዳርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ አነትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ሙስጤፌ መሓመድን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ማዕቐፍ ብቕዓት ትምህርቲ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉ ፀገማት ምፍታሕ ተሓሳቢ ገይሩ ክዳለው ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕቐፍ ብቕዓት ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉፀገማት ምፍታሕ ተሓሳቢ ገይሩ ክዳለው ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፕሮጀክት ምትእስሳር ቀጣናዊ ክእለት ብምትሕብባር ዘሰናድኦን ኣብ ምድላው ማዕቐፍ ብቕዓት…

ውሕመ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተደገፍ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድን ሕቡራት መንገስታት ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተደገፍ ከምዝገብር ኣተሓባባሪ ቤት ፅሕፈት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚ ኣረጋጊፆም። ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝኾኑ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ…

ህንዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጀኔራል ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ፣ ኤዥያን ፓስፊክን ኣምባሳደር…

ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ “ወለንታዊነት ንዘላቒ ሓድነት” ዘበል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣብ ቀፃሊ ክራማት ኣብ ዝስራሕ ስራሕቲ ወለንታውነት 570 ሺሕ…

ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ገይሩ። ረብሓን ኣተገባብራን እቲ ስትራቴጂ ብዝምልከት ምስ ዳያኑን ዝምልከቶም ኣካላትን ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…

ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ከዕልብ ክኢሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ፍሎሪዳ፣ ኣሜሪካ ከዕልብ ክኢሉ። እዚ መንነቱ ዘይተገልጸ ተጓዓዚ፥ ምስ ተቖፃፀርቲ በረራ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝገበሮ ናይ ድምፂ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ሓፈሻዊ ዋጋ ተጓዓዝቲ ሓጂ 183 ሺሕን 500 ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓጃጂ ናብ ባንኪ ኣታዊ ዝገበረሉ ብፅሒት ወረቐት ፎቶ ኮፒ ብምግባር ብምሓዝ እቲ…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ እቶት ዝተረኸበ ካብ ታክሲ ውሽጢ ዓዲ፣ ቀረፅን ታክሲን ንግዲ ወፃኢ ኢዩ። እቲ…