ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ህዝቢ ብዛዕባ ዝተልዓሉ ሕቶታትን መፍትሒኦምን ብምድሃብ ምይይጥ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ብዛዕባ ዝተልዓሉ ሕቶታትን መፍትሒኦምን ብምድሃብ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኣፈፀምቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮታት ይዝትዩ ኣለዉ። ህዝቢ ዘልዐሎም ሕቶታት ሰናይ ምምሕዳር ምላሽ ንኽረኽቡ እቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላውን ገበን ንምክልኻልን ቁፅፅር ይግበር ኣሎ – ፖሊስ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ፀፅታን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምሕላውን ተግባራት ገበን ንምክልኻልን ጥንኩር ቁፅፅር እናገበረ ምዃኑ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ፥ ኣብታ ከተማ ዝተፈላለዩ ገበናት…
ጥዕና ረብሓታት ጥዕና ሸዊት ዕፉን Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸዊት ዕፉን ምምጋብ ካብ ስሩዕ ረብሓ ምግቢ ብተወሳኺ ብዙሓት ረብሓታት ጥዕና ከምዘለዉዎ ሰብ ሞያ ጥዕናን ስነ-ምግቢን ይገልፁ። ዕፉን ብፋይበር ዝማዕበለ ብምዃኑ፥ ዕፉን ምምጋብ ንድርቀት ከብዲን ተተሓሒዞም ክስዕቡ ዝኽእሉ ከም ሕማም ኪንታሮት ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ዝረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ። ንብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ኣገልግሎት እናሃ ዝርከብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን…
ቢዝነስ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ተወሳኺ ደገፍ 2 ሚሊየን ዩሮ ሂቡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂን ድርቂን ኣብ ፀገም ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ዘድሊዮምን ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ኮሚሽር ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ረዳት ኮሚሽነር መምርሒ ምርመራ ገበን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ 8 ሕፁያት ተወዳደርቲ ቀሪቦም Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ሸሞንተ ሕፁያት ተወዳደርቲ ከመዝቐረቡ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ዓቃቢ ሰልፊ ብመሪሕነት ንምውድዳር ሕፁያት ኮይኖም ዝቐረቡ፥ ሪሺ ሱናክ፣ ሊዝ ትሩስ፣ ኬሚ ባዴኖች፣ ፔኒ ሞርዳውንት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 50 ሺሕን 337 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ከምዝበሎ፥ እቲ ስራሕቲ ምምላስ ካብ 21 መጋቢት 2014 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ እቶም ዝሓለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈፀሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰል ንምምርማር ዝተጣየሸ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ሚኒስትራት መበል ሳልሳይ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ዝዛተ እንትኸውን፥ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተፈፀሙ ስራሕቲ እቲ ግብረን ዘጋጠሙ…
ቢዝነስ “ግሪን ትራንስፖርት” ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ስራሕ ጀሚረን Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግሪን ትራንስፖርት" ዝብል ስያመ ዘለወን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ስራሕ ጀሚረን። እተን ተሽከርከርቲ "ግሪን ቴክ ኣፍሪካ" በዝተብሃለ ፋብሪካ ዝተሰርሓ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ሕውነት…