ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮምን ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ-ዶ/ር እዮብ ተካልኝ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። ዶ/ር እዮብ፥ ተቓላዓይነት ልቓሕ ብምቕራፍ ዘላቒ ስርዓት ፋይናንስ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናደአ መበል ታሽዓይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕኸል ኣግራብ ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቕረን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባብዕ ተገሊፁ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣4 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይን ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን መጓዓዚያን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ዕዳጋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ትካላት ዴሞክራሲ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘሰናድኦ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ትካል ሓባሲ ንብዓት፣ ፌዴራል ኦዲተርን መራኸብቲ ሓፋሽን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትልእኾ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ከምዘቋፀት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ብኖርድ ስትሪም - ሓደ ናብ ጀርመን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኣገልግሎት ምቁራፃ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ፥ ብምኽንያ ፅገና ቀረብ ጋዝ ምቁራፁ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ መስመር ገሊፆም። እቲ መስመር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ኢንዱስትሪ ዘፍረየን 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ንትካል ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱ ሓለፍቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውሕመ ሓቢሩ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ህዝቢ ዓለም ኣብ 2022 መወዳእታ 8 ቢሊየን ከምዝበፅሕ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣሚቱ። ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ፕላኔትና ብምክንኻን ሓላፍነትና ንዋፃእ ኢሎም። ነዚ ድማ ብዙሕነትና ብምኽባር ንሰብኣዊነት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ኣብ ምብራር ኣውሮፕላን ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Desta Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ጤቓ ኣብ ምብራርን ምዕራፍን ኣውሮፕላን ምትእጉጓል ከምዝፈጠረ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ንዝተፈጠረ ምዝንጋዕ ይቕሬታ ምሕታቱ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ዓማዊል ነቲ…
ቢዝነስ ኣብቲ በጀት ዓመት ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 12 ኣዋርሕ ናብ ዕዳጋ ወፃኢ ካብ ዝቐረበ ቡን 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒሰስትር ሕርሻ ኣይተ ዑመር ሑሴን ኣፍሊጦም። እቲ ኣታዊ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ 300 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣብ…