ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ ምርመራ ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ዲኤን ኤ ተመሪቑ Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ ምርመራ ላቦራቶሪ ፎረንሲክ ዲኤን ኤ ተመሪቑ። እቲ ላቦራቶሪ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ሆስፒታል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ናብ ስራሕ ዘእትዎ ብርኪ ምብፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከባቢና መሕብኢ ግብረ ራዕዲታት ንከይኸውን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለፍ ኢና ክብሉ ነበርቲ ከተማ ሃሮሰባ ተዛሪቦም Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከባቢና መሕብኢ ግብረ ራዕዲታት ንከይኸውን ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ክንስለፍ ኢና ክብሉ ነበርቲ ዞባ ቀሌም ወለካ ከተማ ሃሮሰባ ተዛሪቦም። እቶም ነበርቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ብምጥማት ምስ ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልኣድሃ እንተኽብር ብምትሕብባርን ምድግጋፍን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣልኣድሃ እንተኽብር ብምትሕብባርን ምድግጋፍን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። መበል 1 ሽሕን 443 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ፀገም ትራንስፖርት ንፍታሕ ፐብሊክ ኣውቶብስ ብጊዚያዊነት ናብ ናይ ትራንስፖርት ስራሕቲ ዝኣትዋሉ ኣማራፂ ንምጥቃም ስምምዕነት ተገይሩ Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስን ኣብ ክሊ ፀገማት ትራንስፖርት ኣዲስ ኣበባ ብምድሃብ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን፥ እቶም ፀገማት ንምፍታሕ ተወከልቲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን እቲ ሚኒቴርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1443 ስነ ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 ስነ ስርዓት ሶላት በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሕብረተሰብን ሰዓብቲ እቲ እምነትን ወለንታዊያን ብምትሕብባር ብዝተሰርሐ ስራሕ እቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተፈፀመ ስነ ስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 443 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ፀዊዖም። ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝኽበር በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (አፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲሰር ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ ኣል-ኣአድሃ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕነንትን በዓል ዓረፋ ብሰላም ንኽዛዘም፥ ኣድላዪ ምድላዉ ዛዚሙ ናብ ስራሕ…
Uncategorized ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢኮዋስ ታቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ማሕበረሰብ ኢኮኖሚ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ (ኢኮዋስ) ናብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ታቲዮም። ኣምባሳደር ተስፋዬ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 204 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 204 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 728 ደቂ ተባዕትዮ፣ 169 ህፃናትን 307 ደቂ…