ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ክረምታዊ ወለንታ ምኽንያት ብምግባር ደም ለጊሶም። ኣብቲ እዋን ልገሳ ደም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ተሳቲፎም። ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ ክረምታዊ…
ቴክኖሎጂ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተዓዘብቲን ዝምለከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ። ግልፅነትን ተሓታትነትን ንምዕሳል ከምዝሕግዝ ዘተኣመነሉ እቲ ቴክኖሎጂን፥ ንኣርባዕተ ዙር ፈተነ ከምዝተገበረሉን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀት ህንፃን መጥቀሚ ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀትን መጥቀሚን ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ጀሚሩ። ባለስልጣኑ ለተገልጋዮች ፈጣንና ወጪ ቆጣቢ አገልግሎት ለመስጠት የግንባታ ማስጀመሪያ እና የሕንጻ…
ስፓርት መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመሕዪ ድህረ ጎንፂ ዝውዕል ወሳኒ ዝበሃል ሓገዝ ፋይናንስ ንኽግበረላ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእን መሊስካ ንምህናፅን ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም። ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም። መሰኻኽር ዓይኒ፥ ሺንዞ ኣቤ ብድሕሪቶም ምስተወቕዑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካየዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ፥ እቲ ረቂቕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ካብ ስልጣኖም ንምውራድ ከምዝወሰኑ ኣፍሊጦም Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ናይ መሪሕነት ቅልውላው ካብ ስልጣኖም ንክወርዱ ምውሳኖም ኣፍሊጦም። ልዕሊ 30 ኣባላት ካቢነ ሚኒስተራትን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዎም እምነት ከምዝጎደለ ብምግላፅ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሌላንድን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ትራንዚትን ዝረኣዩ ፀገማት ብሓባር ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስን ኣማኻሪ ብሄራዊድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴንን ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ከይዲ ህንፀት ሰላም ጠሚቶም ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ኦስማን ዲዮን ተዛቲዮም። ኣይተ ብናልፍ ምስ ኦስማን ዲዮን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ባንኪ ዓለም ንስራሕቲ ህንፀት…