ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብዶ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ንህንፀት መሰረተ ልምዓት፣ ማሕበራዊ ልምዓት፣ ግብርና፣ ቀጣናዊ መትእስሳርን ምምሕያሽ ኢኮኖሚን ዘውዕል ኢዩ ተባሂሉ። ምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 786 ነጥቢ 61 ቢሊየን ብር ንክኸውን ኣፅዲቑ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት እቲ ባይቶ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2015ንን ሓፈሻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ተጀሚሩ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ኣብቲ ክልል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ "ኣሰርና ንወለዶና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዞባ ኣሶሳ ወረዳ ዑራ አምባ ቀበሌ 5 እዩ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ብዝተሰርሐ ስራሕ 4 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢኮኖሚ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ክህልዉ ዝግበኦም ኣንፈታት ትኹረት ሽዱሽተ ኢዮም ኢሎም። ንሳቶም ድማ፦ ልቓሕ ምቕናስ ምቕናስ ጉድለት በጀት ዘለና ሃፍቲ ብቑጠባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ደራስያን ዓመታዊ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ንባብ ኣካይዱ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ደራስያን ኢትዮጵያ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ንባብ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ማሕበር ደራስያን ኢትዮጵያ ኣይተ ኣበረ ኣዳሙ ኣብ ዝስምዕዎ መደረ፥ 30 ሰነ ኣብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ገሊፆም Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸኔ ቀንዲ ፀላኢ ኦሮሞ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣበ ዝሃብዎ መብርሂ፥ “ምስ ዘርኢ ብምትሕሓዝ ሸኔ ኦሮሞ ኢዩ እትብሉ…
ቢዝነስ ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ መለዋወጢኣቑሑ መጓዓዝያን ነዳድን ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወሰኽ ዋጋ መለዋወጢኣቑሑ መጓዓዝያን ነዳድን ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ካብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብመሰረት ዝተገበረ ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፀፅታ ንሎሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ንፅባሕ እንሓስቦ ትካል ብምዃን ይህነፅ ኣሎ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተኸፈተ ኲናት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ኲናት ናይ ሓበሬታ፣ ዲፕሎማሲ፣ ሳይበርን ተልእኾን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላእቲ ክፍቱኑና ይኽእሉ እንበር ኣይስዕሩናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…