Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሓዱሽ ድልድል በጀት ዓመት 2015 ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፌዴሪኢ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተ ኣሎ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ኣብ ዝርከብ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሓዱሽ ድልድል በጀት ዓመት 2015 ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ክዝቲ ኢዩ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ኣብ…

1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም…

ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዝገበሩዎ ክትትል ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ከምዝተትሓዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ…

ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሙሃመድ ኣብዲከር ተዛቲየን። እተን ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ ኣብ ዝነበረን ዘተ ኣብቲ ዞባ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል…

መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ። ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ…

መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ። እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት…

ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምስ እቶም መናእሰይ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ዝኸድዎ ኩሉ ሓድነት ንክሰብኩን ሰናይ ተግባራት ንክሰርሑን ኣተሓሳሲቦም።…

ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ-  ሌ/ ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓቢሮም። ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቢሾፍቱ ጊቢ…