ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዝገበሩዎ ክትትል ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ከምዝተትሓዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሙሃመድ ኣብዲከር ተዛቲየን። እተን ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ ኣብ ዝነበረን ዘተ ኣብቲ ዞባ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ። ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ። እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም፡፡ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምስ እቶም መናእሰይ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ዝኸድዎ ኩሉ ሓድነት ንክሰብኩን ሰናይ ተግባራት ንክሰርሑን ኣተሓሳሲቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ- ሌ/ ጀኔራል ይልማ መርዳሳ Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓቢሮም። ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቢሾፍቱ ጊቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 50 (3) መንግስቲ ፌዴራል ላዕለዋይ ስልጣን ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮይካ ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ Desta Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ) ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ። እቲ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝተገበረ ደገፍ፥ ንምምሕያሽ ጥዕናን ምቕናስ ሞትን ኣዴታተን ህፃናተን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር…