Fana: At a Speed of Life!

ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሀላባ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሃላባ ልዕሊ 94 ሚሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተመረቁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣርባዕተ ትካላት ጥዕና ሓዊሱ ህንፃታት ምምሕዳር ከምዝርከብዎ…

ክልተ ሚኒስትራት እንግሊዝ ኣመራርሓ ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ሳጂድ ጃቪድን ሚኒስትር ፋይናንስ ሪሺ ሱናክን ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ብፍቓዶም ለቒቖም። ሳጂድ ጃቪድ “ድሕሪ ሕዚ ኣብ ምሕደራ መንግስቲ ቦሪስ ጆምሰን ስረሐይ ብቕንዕና ንምስራሕ ሕልናይ…

ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ-ሌ/ል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ “8ኛ ዕዝ” ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል ገሊፆም። ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን…

ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ምምሕዳር እታ ከተማ ከምዝበሎ፥ እቲ ስነ ስርዓት ካብ ሰዓት 2፡00 ንጎሆ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። ኣብቲ ምውፃእ ዕፃ፥ ከንቲባ…

ዝተተለመሉ ድጎማ ነዳዲ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝህባ ተሸከርከርቲ ጥራሕ ተረባሕቲ ዝገብር ዝተተለመሉ ድጎማ ነዳዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ 29 ሰነ 2014 ዓም ጀሚሩ ተግባራዊ ምዃን ከምዝጀመረ ሚኒቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከባ ንህዝቢ…

መንግስቲ ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ምምዕርራይ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፦ ንሓደ ሊትሮ ቤኒዚን 47 ብርን 83 ሳንቲምን፣ ናፍጣ 49 ብርን 09 ሳንቲምን፣ ኬሮሲን 49 ብርን 02 ሳንቲምን፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣ 53 ብርን 10 ሳንቲምን፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም። ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ዝተሳለጠ መበል 39 ጉባኤ ርእሳነ ብሄርን መራሕቲን ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ሓባር ዛዕባታት መግለፂ…

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና-ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሕርሻ ዘለዋ ምቹእ ኩነታት ንምጥቃም ተዳሊና ኢና ክብል ትካል ቀረብ ሕርሻን እንስሳተን ስዑዲ ኣፍሊጡ። ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ እቲ ትካል ኢንጅነር ሱለይማን ኣብዱራህማን ኣሩመይሒ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ሎሚ…

ሚኒስቴር መዓድን ምስ ኩባንያታት ቱርኪ ሰለስተ ሰነዳት ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ምስ ኩባንያታት ቱርኪ ሰለስተ ሰነዳት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቶም ሰነዳት ስምምዕነት፥ ኣብ ልምዓት ተፈጥሮ ጋዝ፣ ኣብ ምጥያሽ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ)ን ኣብ ፍርያት ወርቂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ኢዮም፡፡ እዋናዊ…